ብሰሜን ወሎ ሸሊኹ ዝኣተወ ናይ ህወሓት ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ብመከላከያ ሰራዊት ዓፀፋዊ ስጉምቲ ተወሲዱሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰሜን ወሎ ሸሊኹ ዝኣተወ ናይ ህወሓት ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ብመከላከያ ሰራዊት ዓፀፋዊ ስጉምቲ ተወሲዱሉ።
ኣብቲ ወፍሪ 142 ናይቲ ጉጅለ ራዕዲ ዕጡቓት ሓይሊ እንትድምሰሱ 4 ስናይፕር፣ 6 ናይ ሞርታር ቅንቡላ ፣ 1 ብሬን ፣ 18 ቦምብ ፣ 15…