ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት 3 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዝግመት ኣታዊን ወፃኢን ንብረት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ብምንቅስቃስ ኮንትሮባንድ ብዝተሰርሐ ስራሕ 3 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዝግመት ኣታዊን ወፃኢን ንብረት ከምዝሓዘ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ።
ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም እናካየደ…