Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ደቂ ኣኒስቲዮ ከተማ ኣሶሳ ንሃገር መከላለከያ ሰራዊት ናይ ድጋፍ ሰልፊ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣  28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣኒስቲዮ ከተማ ኣሶሳ ንሃገር መከላለከያ ሰራዊት ናይ ድጋፍ ሰልፊ ሎሚ ኣካይደን። እተን ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ዘካየድኡ ሰልፊ ጉጅለ ህወሓት ዘውግዝን ንሃገር ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ዝተፈላለዩ መፈክራት ኣስሚዐን። ኣብቲ ሰልፊ ኣባላት ሊግ…

ስርናይ፣ ዘይቲ፣ ሽኮርን ሩዝመን ካብ ቀረፅን ታኽሲን ናፃ ክኾኑ ተወሰኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናሕሪ ዋጋ ኣብ ሕብረተሰብ ዘሕድሮ ፅዕንቶ ንምንካይ ስርናይ፣ ዘይቲ፣ ሽኮርን ሩዝመን ካብ ቀረፅን ታክስን ናፃ ክኾኑ ተወሰኑ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካሊኝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ወሰንቲ ኣብ ዝኾኑ ሸቐጣት…

ዲጂታል ልምዓት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ዘኽእል ስምምዕነት ምትሕብባር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ልምዓት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ዘኽእል ስምምዕነት ምትሕብባር ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ማዕቐፍ ዲጂታል ልምዓት ኢኮኖሚን ፖሊሲን ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ንምድጋፍ ዘኽእል ኢዩ። ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ…

ካብ ሱዳን ብኣልምሃል ሸሊኹ ንምእታው ዝሞከረ ናይቲ ጁንታ ተቖፃሪ ሓይሊ ተደምሲሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሱዳን ብኣልምሃል ሸሊኹ ንምእታው ዝሞከረ ናይቲ ጁንታ ተቖፃሪ ሓይሊ ብጅግና መከላከያ ሰራዊት ተደምሲሱ። በዚ ተልእኾ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ንምትዕንቓፍ ብሱዳት ሸሊኹ ንምእታው ዝሞከሩ 50 ናይቲ ግብረ ራዕዲ መልእኽተኛታትን ናይ ጁንታ ተቖፀርቲን…

ፀጋታት ሃገርና ብመፅናዕቲን ምርምርን እንተተሓጊዞም ካብ ኢትዮጵያ ሓሊፎም ንኣፍሪካ ክቕይሩ ይኽእሉ ኢዮም – ፕሮፌሰር ኣፈወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ )”ፀጋታት ሃገርና ብመፅናዕቲን ምርምርን እንተተሓጊዞም ካብ ኢትዮጵያ ሓሊፎም ንኣፍሪካ ክቕይሩ ይኽእሉ ኢዮም” ክብሉ ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፕሮፌሰር ኣፈወርቅ ካሱ ተዛሪቦም። ኣብ ኩሎም ሴክተራት ዝሰርሑ ስራሕቲ…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ንሆስፒታል ዓፋር ዱብቲ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓፋር ዱብቲ ናይ ናውቲን መድሓኒትን ድጋፍ ከምዝገበረ ሓላፊ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት እቲ ማሕበር ኣሊ ሶሃሊህ ገሊፆም። ኣካያዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሕልፈት ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሕልፈት ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “ንዘበናት ወለዶ ብዘሃንፁን ንኢትዮጵያ ክብ ዘብሉ ስራሕቲ ሙዚቃን…

ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 18 ቢሊየን ፈልሲ ተተኺሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 18 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ከምዝበልዎ፥ እቲ መርሃ ግብሪ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2019 ኣብ…

ናይ ውሽጢ ይኹን ደገ ፀላኢ ናይ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ንክደፈር ኣይንፈቅድን-ኣቦታት ሃይማኖትን ኣባገዳታትን

ኣዲስ ኣበባ፣  28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ ) ናይ ውሽጢ ይኹን ደገ ፀላኢ ናይ ኢትዮጵያ ክብርን ሉኣላዊነትን ንክደፈር ኣይንፈቅድን ክብሉ ኣቦታት ሃይማኖትን ኣባገዳታትን ገሊፆም። ናይ ኦሮሚያ ናይ ሃይማኖት ትካላት ጉባኤን ኣባ ገዳታትን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ተዛቲዮም። አባ ገዳ…

ሓሙሽቲአን መዓልቲታት ጳጉሜን ብዝተፈላለዩ መደባት ተሓሲበን ክውዕላ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽቲአን መዓልቲታት ጳጉሜን ብዝተፈላለዩ መደባት ተሓሲበን ከምዝውዕላ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር ንዘሳልጦም ተግባራት ኣብታ ከተማ እቶም…