Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ሃገርለኸ ጉባኤ ልምዓት ምሕደራ ቢዝነስን ኣይሲቲን ዩኒቨርሲቲታት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሐሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገርለኸ ጉባኤ ልምዓት ምሕደራ ቢዝነስን ኣይሲቲን ዩኒቨርሲቲታት ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ምስ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ብምትሕብባር ዝተዳለወ እቲ ጉባኤ፥ ብብርኪ ሃገር ኣብ ዩኒቨርሲታት ብዛዕባ ዲጂታል መሰረተ ልምዓት፣…

ከተማ ጋምቤላ ተጠቃሚት 4ጂ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ -ቴሌኮም ኣብ ከተማ ጋምቤላ ሪጅን ደቡብ ምዕራብ ምዕራብ መርሃ ግብሪ ምጅማር ራብዓይ ትውልድ /4ጂ ኤል ቲ ኢ አድቫንስድ / ቅልጡፍ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ኣካይዱ። ሞባይል ኢንተርኔት ብዝለዓለ ቅልጣፈ ንምጥቃም ዘኽእል 4ጂ ኤል ቲ ኢ አድቫንስድ፥…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚነሲትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚነሲትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ራይሸል ኦማሞ ተዛቲዮም። እተን ሚነሲትር ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዋ ይፍለጥ። ኣብ…

ንሓሙሽተ መዓልቲ ዝፀንሕ ኣዋጅ ምህለላ ፆምን ፀሎትን ተኣዊጁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ሃገር ለኸ ኣዋጅ ፆምን ፀሎትን ከምዝተኣወጀ ኣፍሊጡ። እቲ ምህለላ ፆምን ፀሎትን፥ ካብ 1 ክሳብ 5 ጳጉሜን 2013 ዓ.ም ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልቲታት ከምዝፀንሕ ምግላፁ ኢቢሲ…

ሰራሕተኛታት ትካል ኣቕራቢ ነዳዲ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 5 ሚኢታዊ ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ትካል ኣቕራቢ ነዳዲ ንሰራዊት ምክልኻል መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ኣካይዶም። ካብ ልገሳ ደም ብተወሳኺ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ኣወፊዮም፡፡ “ካብና ትፅቢት ዝግበር ሓላፍነት እናተዋፃና…

ስርዓት ስልጠና ሰልጠንቲ ንህይወትን ስራሕን ዘሰናድእ ክኸውን ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 21 ክፍለ ዘመን ፅሬት ክእለት፣ ትምህርትና ሥልጠናን ዘድሃበ መድረክ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ መተሓባበሪ ፕሮጀክት ኣድራ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣይተ ብስራት ኣበራ ከምዝገለፁዎ፥ ዓለምና ቅልጡፍ ብዝኾነ ጉዕዝኾነ ለውጢ ስለዝኾነት ኣብ…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ራይሸል ኦማሞ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናብ ኣዲስ ኣበባ እንተኣትዋ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ዱዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…

ሽፋን ንመሓዝ ፈቲኑ ዝተደምሰሰ ዕጡቕ እቲ ግብረ ራዕዲ ናይ ውሕሃ ስደተኛ መታወቂያ ዝሓዙ ኢዮም- ኣይተ ኣገኘሁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሱዳን ኣንፈት ብሽም ቅማንት ዝንቀሳቐስ ፅንፈኛ ሓይሊ ሽፋን ንምሓዝ ህወሓት ብዝገበሮ ምንቅስቓስ  ፈቲኑ ዝተደምሰሰ ዕጡቕ እቲ ግብረ ራዕዲ ናይ ዓለም ለኸ ትካል ሓገዝ መታወቂያ ዝሓዙ ከምዝኾኑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር…

እቲ ኮሚሽን ንተመዛበልቲ ወገናት ሓገዝ ምግቢን ናውቲን ተበፃሒ ንምግባር እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን  ኮሚሽን መተሓባበሪ ምክልኻል ሓደጋ፣ ውሕስና ምግቢን ፍሉይ ድጋፍ ዘድልዮም ከባቢታትን ክልል ኣምሓራን ከተማ ደሴ ከተማ ዝተዓቖቡ ተመዛበልቲ ዝርከቡሉ ኩነታት ጎብኒዮም። ካብ ዞባ ሰሜን ወሎ…

ኣብ ቤሩት ብዘይሰነድ እናነበሩ ዝነበሩ 35 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤሩት ብዘይሰነድ እናነበሩ ዝነበሩ 35 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጀነራል ፌዴሪኢ ምስ ቤት ዕዮ ኢሚግሬሽን ሊባኖስ ብምዝርራብ ኢዮም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም…