ኮሮናቫይረስ ሕብረት ኣውሮፓ ካብ ኣሜሪካ ናብ ኣውሮፓ ዝግበር ጉዕዞ ንኽእገድ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ እናተጋደደ ብዝመፅአ ለበዳ ኮቪድ-19 ምኽንያት ካብ ኣሜሪካ ናብ ኣባል ሃገራት ዝግበር ዝኾነ ሕኹን ጉዕዞ ንኅእገድ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ዘመሓላለፎ ውሳነ ንዝቕፅል ሰነ ናይ ሓጋይ በዓላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ደቡብ ወሎ ዞባ ናይ መናእሰይ ናይ ክተት መድረኽ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደቡብ ወሎ ዞባ ናይ መናእሰይ ናይ ክተት መድረኽ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ብሚኒስትር መዓርግ ናይ ጊሞክራሲ ሰርዓት ሀንፀት ኣተሓባባሪ ዶ/ር ኣለሙ ስሜን ካልኦት ኣመራርሓ እቲ ዞባን ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ ናይ ክተት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒሴፍ ንተመዛበልቲ ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒሴፍ ንተመዛበልቲ ዝኸውን ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ዝተፈላለዩ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዝተረከቡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር፥ ዩኒሴፍ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋን ፀገም ብምብፅሑ ኣመስጊኖም፡፡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ኡመር ጌሌ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ኡመር ጌሌ ኣብ ከልቲኣዊ ጉዳያት ብስልኪ ተዛቲዮም። ታሪኻዊ ዝምድና ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት በምድሃብ መልዛቦም ግዜኢ ፀብፂቡ። ኣብ ክሊ ቀጣናዊ ጉዳያት አወን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ምስ ተወካሊት ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ተወካሊት ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣዴል ክኾድር ተዛቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ዩኒሴፍ ካብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሓዱሽ ዓሌት ቫይረስ ኮሮና ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ሓዱሽ ዓሌት ቫይረስ ኮሮና ምርካባ ኣፍሊጣ። ተመራመርቲ ሲ.1.2 ኣብ ዝተብሃለ ሓዱሽ ዓሌት ክትትል እናገበሩ ከምዝኾኑ ገሊፆም። እቲ ሓዱሽ ዓሌት፥ ካብ ደቡብ ኣፍሪካ ብተወሳኺ ኣብ ሸውዓተ ሃገራት ኣፍሪካ፣ እስያ፣ ኣውሮፓን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓፋር ክልል በርሃሌ ወረዳ ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ብዙሓት ካብ መረበቶም ከምዝተፈናቐሉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓፋር ክልል በርሃሌ ወረዳ ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ብዙሓት ካብ መረበቶም ከምዝተፈናቐሉ ተገሊፁ። ኣብ በርሃሌ ሻይ ጉቢ ቀበሌ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምኘህርቲ ጊዛዊ መፅለሊ ዝርከቡ ተፈናቐልቲ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ እንትኾኑ፥ ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማእኸል መሕገዚ ሕሙማት ስነ-ኣእምሮ ጌርጌሴኖን ንዝርከቡ ወገናት መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ምምሕዳር ልምዓት ከተማ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ማእኸል መሕገዚ ሕሙማት ስነ-ኣእምሮ ጌርጌሴኖን ንዝርከቡ 450 ወገናት መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣካይዶም። እቲ ቢሮ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ወለንታ ክረምቲ ምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሳልሳይ ማዕበል ለበዳ ኮቪድ 19 ብልዑል ብርኪ ይስፋሕፋሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ኮቪድ 19 ሳልሳይ ማዕበል ብልዑል ብርኪ ይስፋሕፋሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣተሓባባሪ ምላሽ ኮቪድ 19 ኣይተ መብራቱ ማሴቦ፥ ሳልሳይ ማዕበል ለበዳ ኮቪድ 19 ካብ ዝሓለፉ ከልተ ኣዋርሕ ጀሚሩ ብልዑል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደብረ ዘቢጥ ዝነበረ ናይ ህወሓት ጉጅለ ከምዝተደምሰሰ ናይ ኣምሓራ ክልል ፖሊስ ኮሚሽን ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደብረ ዘቢጥ ዝነበረ ናይ ህወሓት ጉጅለ ከምዝተደምሰሰ ናይ ኣምሓራ ክልል ፖሊስ ኮሚሽን ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብዚ ሐዚ እዋን ደብረ ዘቢጥ ብመከላከያ ሰራዊት፣ ኣምሓራ ፍሉይ ሓይሊንምኒሻን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝኾነት ገሊፁ። እዋናዊ…