ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምድላዋት ምትእኽኻብ እቶት ኣብ ለንደን፣ በርሚንግሃምን ኮቨንተሪን ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድላዋት ምትእኽኻብ እቶት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ለንደን፣ በርሚንግሃምን ኮቨንተሪን ተኻይዱ። እቲ ምድላው "ኢትዮጵያ ንምድሓን ኣብ ጎኒ መከላከያን ህዝባዊ ሓይሊን ደው ብምባል ብፅሒተይ ኽዋፃእ ኢየ" ኢዩ ጠኻይዱ። ኣብቲ መድላው ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ኣብ ወፍሪ ህልውና እንተላ ንህዝብና ኣብ ፀገም ምውዳቕ ተቐባልነት ኣይብሉን-ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ኣብ ወፍሪ ህልውና እንተላ ንህዝብና ኣብ ፀገም ምውዳቕ ተቐባልነት ኣይብሉን ክብል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ናህሪ ዋጋን ኣሻጥር ኢኮኖመን ምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ብምድሃብ ምስ ኣምፃእቲ፣ ሸመትቲን ምሕበራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 186 ሺሕ ናይ ሕሶትዶላር ኣሜሪካ ብምሕታም ንምዝውዋር እናተዳለዉ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሃዋሳ ልዕሊ 186 ሺሕ ናይ ሕሶትዶላር ኣሜሪካ ብምሕታም ንምዝውዋር እናተዳለዉ ዝነበሩ ክልተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ሲዳማ ኣበራ ኣሬራ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተግባር ራዕዲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ 284 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባቀጠና ራዕዲ ንምግባር ዕላማ ግብረ ራዕዲ ንምዕዋት ተንቀሳቒሶም ብዝብል ዝተጠርጠሩ 284 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። 199 ሽጉጥ ምስ 2 ሺሕን 453 ጣያይቲ፣ 32 ክላሽንኮቭ ካብ 5 ሺሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ሃረር ምስ እዚ ምብራቕ ብምትሕብባር ዘሰልጠኖም ሚሊሻታት ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሃረር ምስ እዚ ምብራቕ ብምትሕብባር ዘሰልጠኖም ሚሊሻታት ኣመሪቑ። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረር ወይዘሮ ሚስሪያ ኣብደላ፥ ህወሓት ንኢትዮጵያ ንምፍራስን ንምብታንን ሓሲቡ ዝኸፈቶ ኲናት ብዝተሓባበረ ቅልፅም ብምምካት ዝተጀመሩ ስራሕቲ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ጋና ክትጓዓዝ ኢያ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያ) ምስ ጋና መዘነኣ ንምፅዋት ፅባሕ ናብ ጋና ክትጓዓዝ ኢያ። ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ፥ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ንምፅዋት ናብ ጋና ዝጓዓዙ ናይ መወዳእታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት መናእሰይ ትግራይ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ ስልጠና ናብ ኲናት የእቱ ኣሎ – ምሩኻት Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት መናእሰይ ትግራይ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ ስልጠና ናብ ኲናት እናእተወ ምዃኑ ኣብ ግምባር በርሓሊ ዝተማረኹ መናእሰይ ተዛሪበ። ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር መጥቃዕቲ ካብ ዝኸፈተሎም ከባቢታት ወረዳ በርሓሊ ሓደ ኢዩ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2013 ብምግምጋም በጀት ዓመት 2014 ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ 7 ትካላት ክልተኣዊ ስምምዕነት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ሽዱሽተ ሚኒስቴር ቤት ዕዮን ምስ ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን ክልተኣዊ ሰነድ መረዳድኢ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ሰነድ መረዳድኢ ስምምዕነት ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ቻይና ንሚኒስቴር ባህለን ቱሪዝምን ናይ ላፕቶፕ ኮምፒውተራት ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ንሚኒስቴር ባህለን ቱሪዝምን ናይ ላፕቶፕ ኮምፒውተራት ድጋፍ ገይሩ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ሃብታሙ ሲሳይ÷ ከልቲአን ሃገራት ዝፀንሐ ሕውነትን ለዕሊ 50 ዓመት ዘቑፀረ ዲፕሎማሲያዊ ዝምድናን ዘለወን ኢየን…