ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ደቡብ ክልል ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደቡብ ክልል ንመከላከያ ሰራዊት ዝኸውን ልዕሊ 2 ሺሕ ሰንጋ ድጋፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ህዝቢ እቲ ክልል ንሃገር መከላከያ ሰራዊት ዝገብሮ ዘሎ ድጋፍ ንፀላእትና ሓደ ምዃንና ዘርኣየ ተግባራዊ ምላሽ ዝሃበ ከምዝኾነ ናይ ደቡብ ክልል ምክትል ርእሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝተትሓዙ ቅዋማት ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ ዝተገንዘቡ ነይሮም-ኣምበሳደር ዲና ሙፍቲ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ብቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝተትሓዙ ቅዋማት ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ ዝተገንዘቡ ነይሮም ከብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምበሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኣምበሳደር ዲና ንኢፕድ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብቲ ኣኼባ ሩሲያ፣ ቻይና፣ ህንድን ኬንያን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ማሊ ምስ ሙስና ብዝተዛመደ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ማሊ ቡቤዬ ማይጋ ቅድሚ ሸውዓተ ዓመት መስ ዝተፈፀመ ሙስና ዕድጊት ኣውሮፕላን ብዝተዛመደ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዕድጊት ኣውሮፕላን ነበር ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኢብራሂም ኬታ ካብ ዝግባእ ንላዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ደቡብ ኦሞ ዞባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ድጋፍ ይገልፁ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ደቡብ ኦሞ ዞባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ድጋፍ ብሰለማዊ ሰልፊ ይገልፁ ኣለዉ። እቶም ነበርቲ ኣብ ጅንካ ከተማ ዝተፈላለዩ መፈክራት ብምሓዝ ህይወቱ ገቢሩ ናይ ኢትዮጵያን ሉዓላዊነት ንምኽባር ዝዋደቕ ዘሎ መከላለከያ ሰራዊትን ሚሊሻን…
ስፓርት ኣትሌት ፍሬወይኒ ኃይሉ ኣብ ሉዚያን ዳይመንድ ሊግ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣትሌት ፍሬወይኒ ኃይሉ ትማሊ ምሸት ኣብ ሉዚያን ዳይመንድ ሊግ ኣብ ዝተገበረ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ። ኣትሌት ሂሩት መሸሻ ኣብቲ ውድድር መበል ሻድሻይ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ። ብ3 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ደባርቕ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ደባርቕ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ሓገዝ ገይሩ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሰሜን ጎንደር እቲ ማሕበር ኣይተ ኣታለል ታረቀኝ፥ እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ንኣደታትን ህፃናትን ዝኸውን ሃናፂ ምግቢን ናውቲ መሕለዊ ፅሬትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣርባ ምንጭ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝን ንመከላከያ ሰራዊት ዝድግፍን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣርባ ምንጭ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝን ንመከላከያ ሰራዊት ዝድግፍን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብረ ነበርቲ ኣርባ ምንጭን ከባቢኣን ተሳቲፎም። ኣብቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝን ንመከላከያ ሰራዊት ዝድግፍን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ደው ዝበላ ፈተውቲ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ንኢትዮጵያ ምድጋፍ እምበር ኣብ ውሽጣወዊ ጉዳይ ኢድካ ምእታው ተቐባልነት የብሉን ክብላ ኣብ መድረኸ ዓለም ተኻቲዐናላ። እተን ሃገራት ብዝኾነ ይኹን ሓገዝ የማናይ ኢዳ ከምዝኾና ኣረጋጊፀን ኢየን። አይረሴዎቹ የችግር ቀን ደራሾች ሲሉ ኢትዮጵያውያን በማወደስ አመስግነዋቸዋል ኢትዮጵያውያን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ፀገማ ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ክትፈትሕ ይግባእ-ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ፀፅታ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ፀገማ ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ክትፈትሕ ይግባእ ክብላ ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ገሊፀን። ቀወምቲን ተቐያየርቲን ኣባል ሃገራት ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኣብ ዝዘተየ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሕገ-መንግሥታዊ ስርዓት ንምሕላው እትገብሮ ፃዕሪ ዝነኣድ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳልቫኪር Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሕገ-መንግሥታዊ ስርዓት ንምሕላው እትገብሮ ፃዕሪ ዝነኣድ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ገሊፆም። ሓላፊት ቋንቋታት ወፃኢን ዲጂታል ሚዲያን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ…