ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሕደት ዝፈፀሙ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ብፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዖም Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ሃገርን ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን ክሕደት ብምፍፃም ልዑል ጉድኣት ዘብፅሑ ኣባላት ሰራዊት ሃገር ክሳብ 18 ዓመት ዝበፅሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተመሓላሊፉዎም። ቀዳማይ ቤት ፍርዲ ጦር እዚ ደቡብ ኣብ ዝወዓለ ወታደራዊ ቤት ፍርዲ 10 ተኸሰስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ ብቱኒዚያ ኣቢሉ ናብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ውድቂ ንኽግበር ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ብቱኒዚያ ኣቢሉ ናብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝቐረበ ረቂቕ ውሳነ ሓሳብ ውድቂ ንኽግበር ተሓቲቱ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ምስ ኣምባሳደራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ 650 ሄክታር መሬት ብክላስተር እናለምዐ ዝርከብ ዝራእቲ ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ 650 ሄክታር መሬት ብክላስተር እናለምዐ ዝርከብ ዝራእቲ ስርናይ፣ ቦቆሎን ኣዳጉራን ጎብኒዮም። ኣብ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት ከም ኦሮሚያ ንምልማዕ ካብ ሞንጎ ዝተተለመ 6 ነጥቢ 3 ሚሊየን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሊግ ዓረብ ኣብ ኣልጄሪያን ሞሮኮን ዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ብዘተ ክፈትሓ ፀዊዑ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል እስላማዊ ምትሕብባር ሊግ ዓረብን ስዑድ ዓረብ፤ ኣብ ኣልጄሪያን ሞሮኮን ዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ብዘተ ክፈትሓ ፀዊዖም። ኣልጄሪያ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ብሞሮኮ ኣቢሉ ምትንዃይ ከምዘሎ ብምፅራሕ ምስ ሞሮኮ ዘለዋ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ምቁራፃ ኣፍሊጣ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ንኽገብራ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከባ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲዝተገበረ ፃውዒት ስዒቡ ዝተፈላለያ ትካላት ትምህርቲ ሓገዝ እናገበራ ከምዝኾና ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ ድማ ዩኒቨርሲቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማታት ሪጅን ማእኸላይ ምዕራብ ኣገልግሎት ኤል ኢቲ ኢ ኣድቫንስድ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ከተማታት ሪጅን ማእኸላይ ምዕራብ ኣገልግሎት ኤል ኢቲ ኢ ኣድቫንስድ ኣጀሚሩ። እቲ ኩባኒያ ሎሚ መዓልቲ ዘጀመሮ ራብዓይ ትውልዲ (4ጂ) ኤል ኢቲ ኢ ልዑል ኣጠቓቕማ ኣብ ዝረአየለን 103 ከተማታት ንምስፍሕፋሕ ዝሓዞ ትልሚ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት ሳልቫ ኪር ማያርዲት፥ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይፍለጥ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት እናሰርሑ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩን ክሲ ዝተመስረተሎምን 27 ኣባላት ሰራዊት ውሳነ ንመሃብ መጋባእያ ተሰይሙ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንግብረ ራዕዲ ህወሓት እናሰርሑ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ 27 ኣባላት ሰራዊት ውሳነ ንመሃብ ኣብ እዚ ደቡብ ወታደራዊ ቤት ፍርዲ መጋባእያ ተሰይሙ። ሕጊ ገበን ፌዴሪኢ ዓንቀፅ 293 ንኡስ ዓንቀፅ 1 ብምትሕልላፍ ትካል ሰራዊት ምክልኻል ደምቢ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ኣብ ዘፈር ጥዕና ዘሰልጠኖም 96 ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 96 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ 96 ተምሃሮ ኣብ ትሕቲ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዝርከቡ መኮንናት ጥዕና፣ ብነርስን ኣዋነድቲ ነርስን ትምህርቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ምዕራፍ መርሃ ግብሪ ቃል ኪዳን ሰቖጣ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ምዕራፍ መርሃ ግብሪ ቃል ኪዳን ሰቖጣ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ኩለን ክልላት ዝተመረፃ 240 ወረዳታት ፀገም ድኽዳኸ ንምቅላል ከምዝስራሕ ተፈሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ…