ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ወላይታ ሶዶ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ዝድግፍ ሰልፊ ካብ ኩሉ ከባቢታት ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ዝተሳተፍሉ ኣብ ወላይታ ሶዶ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ግብረ ራዕዲ ጁንታ ብፅኑዕ ከምዘውግዙ ገሊፆም። ኣብቲ ሰልፊ ኣነ ናይ ጀግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደጀን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ላዕለዋይ ተፋሰስ ናይል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ላዕለዋይ ተፋሰስ ናይል ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ሬድዋን ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ናይል ተፋሰስ ሃገራት ፍትሓዊን ምኽንያታዊ ናይ ማይ አጠቓቕማ መርህ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራ ኣብ እኒ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ዘይንቀሳቐስ ንብረት ዘይሻራዊ ኣመሓዳሪ ንኽሽየም ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራ መጋባእያ እዋን ቆፀሮ ኣብ እኒ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ዘይንቀሳቐስ ንብረት ዘይሻራዊ ኣመሓዳሪ ንኽሽየም ወሲኑ። እቲ መጋባእያ ውሳነ ዘመሓላለፎ፥ ዓቃቢ ሕጊ ብገበን ዝተረኸበ ወይ እውን ሕጋዊ ኣምሲልካ ምጥቃምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ኦርኬስትራን ቴኣትርን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ወፍሪ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ስራሕቲ ጥበብ ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ኦርኬስትራን ቴኣትርን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ስራሕቲ ጥበብ ኣቕሪቦም። ውሩይ ጉጅለ ኦርኬስትራን ቴኣትርን ፖሊስ ፌዴራል ኪነ-ጥበብ ስራሕቱ ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ሚሌ ኢዩ ኣቕሪቡ፡፡ እቲ ጉጅለ ስራሕቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት እቲ ኤጀንሲ ንሰራዊት ምክልኻል ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ከምዝልግሱ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ኣባላትን ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ንሰራዊት ምክልኻል ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ከምዝልግሱ ኣፍሊጦም። እቲ ሓገዝ ኣብ ፍቓድ ዝተመርኮዘ ከምዝኾነ ዝሓበሩ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛዉ፥ ኣብ ዝሓለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ጀርመን ኢትዮጵያ እናገበረቶ ትርከብፃዕሪ ንኽድግፍ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንና ፈተውቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ጀርመን ኢትዮጵያ እናገበረቶ ትርከብፃዕሪ ንኽድግፍን ኣብ ዳግመ ህንፀት ንኽሳተፍን ብደብዳበ ሓቲቶም። እቲ ደብዳበ ኣብ ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ንጀርመን ዝወከሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ጀማል በከር ምስ ፕሬዚዳንት በዓል መዚ ባህሊን ሓድጊን ባህሬን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ጀማል በከር ምስ ፕሬዚዳንት በዓል መዚ ባህሊን ሓድጊን ባህሬን ሜይ ቢንት መሓመድ ኣልከሊፋ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ናይ ክልቲአን ሃገራት ሕውነታዊነት፣ ባህሊክብሪን ርክብን ኣብ ዘጠናኽሩ ዛዕባታት ኣድሂቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግድብ ህዳሰ ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ 272 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ንግድብ ህዳሰ ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ 272 ሚሊየን ብር ከምዝተኣከበ ኤጀንሲ ዳይሳፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ወይዘሮ ሰላማዊት ዳዊት ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ካብ ዳያስፖራ ካብ ሓምለ ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ፍሉይ ተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ፍሉይ ተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣኔቴ ዌበር ተዛቲየን። ወይዘሮ ሙፈሪያት ኣብ ዘተአን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ዞባዊ ጉዳያትን ኣመልኪተን መብርሂ ሂበን። ሕበረት ኣውሮፓ…
ስፓርት መኽፈቲ ፕሮግራም ፓራሊምፒክ ጨዋታ ቶኪዮ 2020 ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ዝካየድ ናይ ፖራሊምፒክ ጨዋታ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ። ኣብቲ መኽፈቲ ስነስርዓት ናይ ኢትዮጵያ ብሔራዊ ፖራሊምፒክ ልዑኽ ጉጅለ ከምዝተረኸበ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ…