Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ሃይቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ብውሑዱ ህይወት 304 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃይቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ብውሑዱ ህይወት 304 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ብሬክተር ስኬል 7 ነጥቢ 2 ዝተመዝገበ ራዕዲ መሬት ህይወቶም ካብ ሞንጎ ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ ልዕሊ 1 ሺሕን 800 ሰባት ቆሲሎም ተባሂሉ። ትማሊ ቀዳም…

ዩኒቨርሲቲ መደወላቡ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መደወላቡ ቀፅሪ ሻሸመኔ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 178 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘፈር ትምህርቲ ቢዝነስ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኢዩ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ ዘሎ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት…

ጉጅለ ጥፍኣት ጁንታ ንመወዳእታ ግዘ ንምቕባር ተሓባቢርና ንስራሕ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ጁንታ ንመወዳእታ ግዘ ንምቕባር ተሓባቢርካ ምስራሕ ከምዝግባእ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ግብረ ራዕዲ ህወሓትን…

ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍ ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹን ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍ ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹን ሰልፊ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ኣካይዶም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም።…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ግምባር ወሎ ተረኺቦም ኣብቲ ቦታ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣበረታቲዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ግምባር ወሎ ወረዳ ኣምባሰል ከተማ ውጫሌ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣበረታቲዖም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝገለፁዎ፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዛ ሃገር…

ኣባላት ሰራዊት ምብራቕ እዝ ኣብ ግምባር ዓፋር ኣሸባሪ ሓይሊ ብምድምሳስ ዘኹርዕ ተግባር ይፍፅም ኣሎ-ሜጀር ጀነራል በላይ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 8 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት በይናዊ ደው ምባል ተኹሲ ብዘይምቕባሉ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታ ብምትሕብባር ንሓንሳብን መወዳእታን ንክድምስሶ ኣንፈት ከምዝተውሃበ ዋና ኣዛዚ ምብራቕ እዚ ሜጀር ጀነራል በላይ ስዩም ኣፍሊጦም። ኣባላት…

ዝግበር ዘሎ ሃገር ናይ ምብታን ኣጀንዳ ድልየትን ምንቅስቓስን  እቲ ጉጅለ ራዕዲ እምበር ንህዝብና ኣይገልፅን-ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ

አዲስ አበባ ፣ ነሐሴ 8 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ዝግበር ዘሎ ሃገር ናይ ምብታን ኣጀንዳ ድልየትን ምንቅስቓስን  እቲ ጉጅለ ራዕዲ እምበር ንህዝብና ኣይገልፅን ኢሉ። ባህጊ…

ተወለድቲ ትግራይን ፓርቲታት ፖለቲካን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ተወለድቲ ትግራይን ፓርቲታት ፖለቲካን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ደም ለጊሶም ኣብ ዝተፈላለዩ ግንባራት ዝዋደቕ ዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ኣድላዪ ደገፍ ይገብሩ ከምዘሎዉ ተገሊፆም። ኣሸባሪ ህወሀት ኢትዮጵያ ንምፍራስ  ኣብ ትርጉም…

ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ዝግመት መድሓኒት ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  8 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ 7 ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ዝግመት መድሓኒት ደገፍ ገይሮም። እቲ ክፍለ ከተማ ልዕለ 80 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ ምንብሩ ይዝከር። ዝኾነ ይኹን ገንዘብን ናውቲን ህይወት ክገዝእ ኣይኽአልን፤…

ህዝባዊ መጅሊስ ደሴ ብኣሸባሪው ህወሃት ንዝተፈናቀሉ ወገናት ድጋፍ ኣቕሪቡ ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ መጅሊስ ደሴ ብኣሸባሪው…

ኣዲስ ኣበባ፣  8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ መጅሊስ ደሴ ብኣሸባሪው ህወሃት ንዝተፈናቀሉ ኣብታ ከተማ ንዘለዉ ወገናት ልዕሊ 700 ሺሕ ብር ዝግመት ናይ ምግብን ናውቲን ድጋፍ ኣቕሪቡ። ናይቲ መጅሊስ ፕሬዝዳንት ሸህ እንድሪስ በሽር፥  ኣሸባሪው ህወሃት ብዝኸፈቶ ናይ ሽብር ጦርነት ካብ…