ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጉጅለ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ንምድጋፍ ፕሮግራም ምትእኽኻብ እቶት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽብርተኛ ብጉጅለ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ንምድጋፍ ፕሮግራም ምትእኽኻብ እቶት ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ በዓል ህዝቢ ብዓቕሙ በዓል 1000፣ 500ን 100 ብር ትኬታት ገዚኡ ንክኣቲ ብምግባር ኢዩ ንምትእኽካብ ተተሊሙ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ ወለጋ ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ወለጋ 5 ሺሕን 903 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። ኣብ ነቀምቴ… Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ወለጋ 5 ሺሕን 903 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። ኣብ ነቀምቴ ካምፓስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናይ ምረቓ ስነስርዓት ናይ ገንዘብ ሚንስትር ዴኤታ ዶ/ር እዮብ ተካልኝ፣ ናይቲ ዮኒቨርስቲ ላዕለዎት ሓላፊቲታት፣ ናይ ሃገር ሽማግለታትን ናይ ተምሃሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፍሉይ ሓይሊ ሶማሊን ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ ናይ ሶማሊ ክልል ፕሬዝዳንት አቶ ሙስጠፋ ሙሁመድ፣ ም/ፕሬዝዳንት አቶ ኢብራሂም ኡስማን፣ ናይ ሶማሊ ብልፅግና ፅሕፈት ቤት ሓላፊ ኢ/ር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ብሄር ብሄረሰባት ክልል ደቡብ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄር ብሄረሰባት ክልል ደቡብ መበል 13 ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ እቲ ጉባኤ ኣብ ፃንሒቱ ኣፈፃፅማ ሪፖርት 2013 ዓ.ም ክዛተ ኢዩ። ብተወሳኺ መበል 12 መደበሻ ቃለ ጉባኤን ናይ 2014 ዓ.ም ትልሚ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባል ሰራዊትን ስቪል ሰራሕተኛታትን ፋውንዴሽን መከላከያ ደም ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሰራዊትን ስቪል ሰራሕተኛታትን ፋውንዴሽን መከላከያ “ደምና ንሰራዊትና” ብዝብል መሪሕ ቃል ደም ለጊሶም። ዕላማ እቲ ልገሳ ደም ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ መከላከያ ብዘብፀሖ ክሕደት እቲ ሰራዊት ሃገር ንምድሓን ኣብ ዝገብሮ ተጋድሎ ደም…
Uncategorized ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፍ ንምሃብ ንዝንቀሳቐሱ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ምፍናው ተገይሩሎም Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶ/ር ሂሩት ካሳው ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፍ ንምሃብ ንዝንቀሳቐሱ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ኣፋኒየን። እተን ሚኒስትር ዓውዲ ኪነ ጥበብ ሓድነት ኣብ ምሕላው ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ዓብዪ ኣበርክቶ ነይሩዎ ኢለን። ኢትዮጵያዊነት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ፀላኢ ኣብ መእተዊ ወልዲያ ከባቢ ጥቁር ውሃ ተደምሲሱ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከሓዲ ናይ ቀደም ኣዛዚ 31ኛ ክፍለ ጦር ብርጋዴር ጄነራል ከበደ ፍቃዱ ዝምራሕ ሰራዊት ፀላኢ ኣብ መእተዊ ወልዲያ ከባቢ ጥቁር ውሃ ከምዝተደምሰሰ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብቲ ጦርነት ልዕሊ 70 ሓይሊ ፀላኢ ክድምሰስ ከምዝኸኣለ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዶታት ትግራይ ብጉጅ ኣሸባሪ ህወሓት ደቀን ንብ ጦርነት ንከይኣትዉ ብምግባር ግደአን ንክፃወታ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዶታት ትግራይ ብጉጅ ኣሸባሪ ህወሓት ደቀን ንብ ጦርነት ንከይኣትዉ ብምግባር ግደአን ንክፃወታ ፃውዒት ቀሪቡ። ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ እዋናዊ ኩነታት መግለፂ ሂበን። ሓላፊት እቲ ቤት ፅሕፈት ወይዘሮ መስከረም ኣበበ፥ ኣሸባሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ህፃናት ናብ ኩይናት ኣገዲዱ ብምእታው ትውልዲ ንከይነብር ገበን ይፍፅም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ህፃናት ናብ ኩይናት ኣገዲዱ ብምእታው ትውልዲ ንከይነብር ገበን ይፍፅም ኣሎ ተባሂኡ። ጠበቓን በዓል ሞያ ሕጊን ዳዊት መንግስቱ፥ ኣሸባሪ ህወሓት ዓለም ለኸ መሰል ህፃናት ኮንቬሽን ብምፅራር ህፃናት ናብ ጦርነት ይዳርግ ኣሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ራዕይ ንተጋሩ ኢትዮጵያውያን ሃገራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብተወለድቲ ትግራይ ራዕይ ንተጋሩ ኢትዮጵያውያን ሃገራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ተጣይሹ። ኣይተ ሊላይ ሃይለማርያም እቲ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ምጥያሹ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብዝተወሰኑ ተወለድቲ ዓድዋ ገዛእቲ መደብ ህዝቢ ትግራይ ይብደል…