Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ተተሓሒዙ ስምዕታ ምስ ዘቕረቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ከይዲ ምሃብ ድምፂ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ተተሓሒዙ ስምዕታ ምስ ዘቕረቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳን ምክትል ኣካቢ እቲ ቦርድ ዝኾኑ ውብሸት ኣየለን ኣብ ዝተረኸቡሉ ዝተሳለጠ እቲ መድረኽ…

ብሄራዊ ስርዓት ሓበሬታ ስራሕ ክዝርጋሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ስርዓት ሓበሬታ ስራሕ ከምዝዝርጋሕ ሚኒስቴር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ። እቲ ስርዓት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ድሌት ስራሕን ቁጣርን ዝስንድ፣ ደላዪ ስራሕን ቆፃሪን ብቐሊሉ ዘራኽብን ሓፈሻዊ ዕዳጋ ስራሕ ዘተሓዳድርን ዲጂታል ስርዓት ኢዩ…

ኢትዮጵያን እስራኤልን ክታበት ኮቪድ-19 ብሓባር ምፍራይ ኣብ ዝኽእላሉ ኩነታት ኣድሂቡ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን እስራኤልን ክታበት ኮቪድ-19 ብሓባር ምፍራይ ኣብ ዝኽእላሉ ኩነታት ኣድሂቡ ዘተ ተኻይዱ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱን ምክትል ኣምባሳደር ኦር ዳንኤልን ኣብ ዓውዲ ጥዕና…

መበል 100 ዓመት ምስረታ በዓል ኮሚዩኒስት ፓርቲ ቻይና ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 100 ዓመት ምስረታ በዓል ኮሚዩኒስት ፓርቲ ቻይና ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ክብረ በዓል ፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ጂንፒንግ መደረ ዘስምዑ እንትኾኑ፥ እቲ በዓል ንምዝካር ድማ 100 ግዘ መድፍዕ ከምዝተተኮሰ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ዢ ጂንፒንግ፥ ዋና…

ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ጦር ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተንቀሳቐሰ ዝነበሩ መሳርሒታት ጦር ከምዝተትሓዘ ቢሮ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ቁፅሪ ታርጋኣ ኮድ 3-12568 አ/አ ዝኾነት ናይ ፅዕነት መኪና ኣይሱዚ መበገሲኣ ካብ ከተማ ባህርዳር ፍሉይ ሽሙ ጣቢያ 04 ብምግባር…

መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምውሳኑ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኣፍልጦ ይህበኦ ኣለዋ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምውሳኑ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኣፍልጦ እናሃበኦ ምዃነን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ፥ ቅድሚ ሕዚ…

ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ዘፈር ጥዕና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ተሳትፎ ወለንታ ዘፈር ጥዕና ንጥዕና ማሕበረሰብ” ብዝብል መሪሕ ቃል ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ዘፈር ጥዕና ተጀሚሩ። ኣብቲ ወለንታዊ ኣገልግሎት፥ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ኣገልግሎት ሰናይ ተግባር እናሃቡ ዝፀንሑ ወለንታውያን ዘፈር ጥዕና ክረምታዊ መርሃ…

መገዲ ቅልጣፈ ሞጆ-መቂ-ባቱ ምትእስሳር ንግዲ ምብራቕ ኣፍሪካ ከምዘቀላጥፍ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ቅልጣፈ ሞጆ-መቂ-ባቱ ምትእስሳር ንግዲ ምብራቕ ኣፍሪካ ከምዘቀላጥፍ ተገሊፁ። መገዲ ቅልጣፈ ሞጆ-መቂ-ባቱን ኣብ ቀፃሊ ዝስርሑ ፕሮጀክታትን ምትእስሳር ንግዲ ምብራቕ ኣፍሪካን ከባቢኡን ብምቅልጣፍ ኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ዘረጋግፁ ከምዝኾኑ ጉጅለ…

ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ ምስ ዋና ሓላፊ ፈንድ ልምዓት ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ ምስ ዋና ሓላፊ ፈንድ ልምዓት ስዑድ ዓረብ ሱልጣን ኣል-ማርሻድን ዳይሬክተር ጀነራል ኦፕሬሽን ፈንድ ስዑድ ዓረብ ኢንጅነር ፈይሰል ኣል-ቀጣንን ተዛቲዮም። ኣብ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ተምሃሮ ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይዝቲ ኣለኹ – ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን

አዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ተምሃሮ ብዝምልከት ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት እናዘተየ ምዃኑ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ትማሊ ምሸት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ፥…