Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ትግራይ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንክጅመር ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብያተ ዕዮ ትምህርቲ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ዘኽእሎም ብሙሉእነት ባይታ ከምዘይተመቻቸወሎም ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ዘካየዶ ዘተ ገሊፆም። ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ብወገኑ ኣብ ምምሃር ምስትምሃር ዘጋጥሙ…

326 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)326 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ሪያድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት…

ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ለገስቲ ደም ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ለገስቲ ደም ኣብ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ ንመበል 18 እዋን ዝኽበር ዘሎ እንትኸውን፥ “ደም ብምልጋስ ህይወት ወገናት ንምቕፃል ንእተበርክትዎ ክቡር ውህብቶ ምስጋና አቕርብ” ኢለን። ኩሉ ክፋል ሕብረተሰብ ብፍላይ…

ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ፀሓይ ክዋፈሩ ምስ ዝደልዩ ኩባኒያታት ዘተ ቅድመ ኢንቨስትመንት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልምዓት ሓይሊ ፀሓይ ብሓባር ንምውፋር ድሌት ምስ ዘርአዩ ክልተ ኩባኒያታት ዘተ ቅድመ ኢንቨስትመንት ብመርበብ ሓበሬታ ተኻይዱ፡፡ እቶም ኩባኒያታት ደብሊዩ ኤስ ቢን ሶላር ስቶንን እንትኾኑ፥ መቐመጢኦም ኣብ ኣሜሪካ ሚኔሶታ ዝገበሩ ከምዝኾኑ ካብ ቤት…

ኣብ ትግራይ ዝግበሩ ምንቅስቓሳት ህፁፅ ረድኤትን ኩነታት ፀጥታን ዝከታተል ቤት ምኽሪ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝግበሩ ምንቅስቓሳት ህፁፅ ረድኤትን ኩነታት ፀጥታን ዝከታተል ቤት ምኽሪ ፀጥታ ተጣይሹ፡፡ እቲ ዝተጣየሸ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብቲ ክልል ዝግበሩ ምንቅስቓሳት ስሉጣትን ተበፃሕቲን ንምግባር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ምክትል ፈፃሚ ስራሕ…

መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይፀገም ፀፅታ ንክዛዘም ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይፀገም ፀፅታ ንክዛዘም መሓዉራት ፀፅታን ደሕንነትን ክልላትን ፌዴራልን እኹል ምድላው ከምዝተገበሩ ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ደሕንነትን መረዳእታን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ግብረ ሓይሊ ፀፅታን…

ድጋፍ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድጋፍ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ደገፍ፥ “መነእሰይነተይ ንሃገረይ ኢትዮጵያ፤ ካርደይ ንብልፅግና” በዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ…

ደሕንነት መገዲ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ንምክታት ዘኽእል መርሃ ግብሪ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደሕንነት መገዲ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ንምክታት ዘኽእል መርሃ ግብሪ ኣብ ሆቴል ስካይ ላይት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ትምህርቲ ደሕንነት መገዲ ንኹሉ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ሚኒስቴር ትራንስፖርት ምስ ሚኒስቴር ትምህርቲ…

ናፍታሊ ቤኔት ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናፍታሊ ቤኔት ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መበል 13 ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ብምዃነ ኢዮም ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። ያኢር ላፒድ ድማ ተለዋጢ ቀዳማይ ሚኒስትርን  ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን እስራኤል…

ቀፃሊ ዕለተ ሰኑይ ወፂኹም ድምፅኹም ሃቡ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምርጫን ሓምለዋይ ኣሰርን ዕላዊ ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀፃሊ ሰሙን ኢትዮጵያውያን ኣብ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ድምፅና ክንህብ ኢና፤ እዚ ምርጫ ኣብዛ ሃገር ንመፈለምታ እዋን ዝኸውን ናፃን ፍትሓዊን ምርጫ…