ኣምባሳደር ሌንጮ ምስ ሚኒስትር ዴኤታታት ጉዳያት ቆንስላ ጉዳያት ኣፍሪካን ሚነስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣንን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ኣፍሪካ ስዑድ ዓረብ ኣምባሳደር ኣሕመድ ቀጣንን ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ቆንስላ እታ ሃገር ኣምባሳደር ተሚም ኣል-ዶሰሪን ተዛቲዮም።…