ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 259 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 259 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ። ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው፥ እቲ እቶት ካብ 1 ሓምለ 2013 ዓ.ም ኢዩ ጀሚሩ ኢሎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስታይ ኣብ ምብፃሕ ሰብ ውልቀ ሃፍቲ ንክተሓባበሩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስታይ ኣብ ምብፃሕ ውልቀ ሰብ ሃፍቲ ንክተሓባበሩ ፃውዒት ቀሪቡ። ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ትግራይ ከምዝበሎ፥ ኣብ ትግራይ ዘበናዊ ድኩዒ ናብ ሓረስታይ ንምብፃሕ ፀገም መጓዓዝያ ኣጋጢሙ ኣሎ። ስለዝኾነ እታወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ቀ/ሚ ኣቢይ ዝተልኣኸ ደብዳበ ንፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኣብፂሑ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተልኣኸ ደብዳበ ንፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብፂሑ። እቲ መልእኽቲ ፍሉይ ኣማኻሪ ጉዳያት ኣፍሪካ ንፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ፍራንክ ፓሪስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣብ ጉዳይ ትግራይ ስራሕቲ መንግስቲ ምንኣስ ኣግባብነት ኣይብሉን” ኣይተ ደመቀ መኮነን Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ትግራይ ስራሕቲ መንግስቲ ምንኣስ ኣግባብነት ኣይብሉን ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ጉዳይ ትግራይ ብዝምልከት መንግስቲ ዝሰርሖም ስራሕቲ ብምቅዋም ዝካየድ ወፍሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክቲታት ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክቲታት ተመሪቖም። እቶም ፕሮጀክቲታት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መሪቐሙዎም። ዝተመረቑ ናይ ምስፍሕፋሕ ፕሮጀክቲታት መገዲ፣ መሀደስቲ ፓርኪታት፣ ቤት ትምህርቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ብምኽኒያት ምረቓ ፕሮጀክቲታት ንተሽከርከርቲ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ተገይሮም Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ብምኽኒያት ካብ መስቀል ኣደባባይ ክሳብ ማዛጋጃ ቤት ዝምረቑ ፕሮጀክቲታት ንተሽከርከርቲ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ተገይሮም። ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሎ፥ እቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ብሰላም ንክዛዘም ምስ ኣካላት ፀፅታን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 41 ዜጋታት ካብ ኦማን ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)41 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅሬት ብዘለዎ ትምህርቲ ሓታቲን መሃዚን ትውልዲ ምህናፅ ከምዝከኣል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ብዘለዎ ትምህርቲ ሓታቲን መሃዚን ትውልዲ ምቕራፅ ከምዝከኣል ተገሊፁ። ኣብ ክሊ ፅሬት ትምህርቲ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ መፅናዕቲን ምርምርን ኣብ ዩንቨርስቲ ወሎ ይሳለጥ ኣሎ። ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲ ወሎ ዶ/ር ኣፀደ ተፈራ፥ ሓታቲን መሃዚን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃገራት ጉጅለ 7 ክታበት ናይ ዝኾነ ለበዳ ኣብ ውሽጢ 100 መዓልታት ንኽዳሎ ዘኽእል ትልሚ ሓንፂፀን Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ 7 ዘለዎም ፀጋታት ተጠቒሞም ከም ኮቪድ19 ዝኣመሰለ ዓለምለኻዊ ለበዳታት ዳግማይ ንኸይክሰት ንምክልኻል ዘኽእል ተልሚ ሓንፂፆም። እቶም መራሕቲ ሎሚ ኣብ ዘካይድዎ ካልኣይ መዓልቲ ኣኼብኦም፥ ነቲ ዘውፅእዎ ትልሚን ክውሰድ ኣለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክኸፋፉሉናን ክሸራርፉናን ዝፈታተኑና ንክንስዕር ንዝኾነ ይኹን ሰብ ጣልቃ ዘየእቲ ክቢ ንስራሕ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዛዕባ ሓድነት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ክኸፋፉሉናን ክሸራርፉናን ዝፈታተኑና ንክንስዕር ንዝኾነ ይኹን ሰብ ጣልቃ ዘየእቲ ክቢ ንስራሕ ኢሎም። ኣብ ክቢ ንነብር፣ ከቢብና ንበልዕ፣ ከቢብና ንደርፍ፣ ከቢብና ንበኪ፣ ኣብ…