Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

መንግስቲ ቻይና ኣስታት 400 ሺሕ ዶላር ዝዋግኡ ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቻይና ኣስታት 400 ሺሕ ዶላር ዝዋግኡ ሞት ህፃናትን ሕንጠያትን ንምክልኻል ዘኽእል ናውቲታት ሕክምና ንሚኒስቴር ጥዕና ኣረኪቡ። እቲ ሓገዝ ኣብ  ክልል ትግራይን ደቡብን ኣብ ዝርከቡ ክልተ ዞባታት ዘለዉ ህፃናትን ሕንጠያትን ጥዕና ንምምሕያሽን…

ኣብ ትግራይ ኣፈፃፅማ 10 ኣዋርሕ ፕሮግራም ቃልኪዳን ሰቖጣ ተገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣፈፃፅማ 10 ኣዋርሕ ፕሮግራም ቃልኪዳን ሰቖጣ ተገምጊሙ። ኣብቲ መድረኽ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ተሳቲፎም። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ…

ኣብ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣብ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ኣብቶም ዝሓለፉ ኣዋርሕ ብዝተሰርሐ ጥንኩር ምቁፅፃር ምንቅስቓስ ኮንትሮባንድ ልዑል ውፅኢት ክምዝገብ ከምዝተኽኣለ ተሓቢሩ፡፡…

ግድብ ህዳሰ ዘላቒ ረብሓ ኢትዮጵያ ንኸረጋግፅ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ክጠናኸር ይግባእ – ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሰ ዘላቒ ረብሓ ኢትዮጵያ ንኸረጋግፅ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ክጠናኸር ይግባእ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ግድብ ህዳሰ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ፀዊዖም። 9ይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ላዕለዎት ትካላት…

ኣብ ወፃኢ ሃገራት እናተውሃቡ ዝነበሩ ሕክምናታት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ንመሃብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕክምና ካንሰርን ልቢን ሓዊሱ ኣብ ወፃኢ ሃገራት ጥራሕ እናተውሃቡ ዝነበሩ ሕክምናታት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ንመሃብ እናተሰርሐ ምዃኑ ሆስፒታል ሚሊኒየም ኮሌጅ ሕክምና ቅዱስ ጳውሎስ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓመት ልዕሊ 160 ሺሕ ሰባት…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘሎ ምትእስሳር ቀረብ ሓይሊ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘሎ ምትእስሳር ቀረብ ሓይሊ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቡ ልዝብ ተኻይዱ። ብሚኒስቴር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ዘካተተን ጉጅለ ልኡኽ ምስ…

ፎረም ቱሪዝም ኢትዮ-ኮሪያ ብመርበብ ሓበሬታ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ዘሎ ምትሕብባር ንምጥንኻር “ፎረም ቱሪዝም ኢትዮ-ኮሪያ 2021” ብዝብል ርእሲ በድረኽ ዘተ ተኻይዱ። ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው፥ ኢትዮጵያ ምስ ዱብ ኮሪያ ብደም ዝተኣሳሰረ…

ዓበይቲ ትካላት፣ ዶብ ዘለል ዓለም ለኻዊ ኣተሓሳስባን ባህሊን ምፍጣር እንትከኣል ዓባይ ሃገር ትህሉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዓበይቲ ትካላት፣ ዶብ ዘለል ዓለም ለኻዊ ኣተሓሳስባን ባህሊን ምፍጣር እንትከኣል ዓባይ ሃገር ክትህሉ ከምትኽእል ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዝፀሓፉዎ ፅሑፍ፥ “ዓባይ ሃገር…

ኣብ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ዘለዉ ዕድላት ኢንቨስትመንት ዘድሃበ ፎረም ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ዘለዉ ዕድላት ኢንቨስትመንት ዘድሃበ ፎረም ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ተሳሊጡ። ብኣሰናዳእነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዝተሳለጠ እቲ ፎረም፥ ኣማራፂታት ቢዝነስን ኢንቨስትምንትን ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ብዝብል መሪሕ ቃል…

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኢድ ኣእታውነት ሓይሊታት ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ዝቃወም ሰልፊ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንነ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝቃወም ሰልፊ ከካይዱ ኢዮም። እቲ ሰልፊ መንገስቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮም ተግባራት ዝድግፍ እንትኸውን፥ ክሳብ ሐዚ ኣበ ጎድኒ ኢትዮጵያ…