ብ124 ሚሊየን ብር መስፋሕፍሒ ዝተገበረሉ ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጦር ሃይሎች ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ124 ሚሊየን ብር ስራሕቲ መስፋሕፍሒ ዝተገበረሉ ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጦር ሃይሎች ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ።
ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ቀነኣ ያደታ፥ ኣብቲ ሆስፒታል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ሪፎርም ዑደት ብምግባር እቲ ኣገልግሎት ብዕሊ…