ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር 100 ሺሕ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ተወካሊ ኩባኒያ 2000 ደቡብ…