Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ህንዲ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ደቓይቕ ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ሞት ሓደ ሰብ ይምዝገብ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋና ከተማ ህንዲ፣ ደልሂ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ደቓይቕ ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ሞት ሓደ ሰብ ይምዝገብ ከምዘሎ ተገሊፁ። ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ 332 ሺሕን 730 ሓዲሽ መልከፍቲ ምምዝጋባ ይዝከር። በዚ ድማ እቲ ቁፅሪ ኣብ 24 ሰዓታት…

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ቀጠናዊን ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ቀጠናዊን ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ እቲ ቤት ምኽሪ ንህዝቢ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ንዘበናት እናተኣከበ ፀኒሑ ናብ ግዙፍ ጎቦ ዝተለወጠ  ሃገራዊን ቀጠናዊን ፀገማት…

ኣብ ሆስፒታል ህንዲ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ብውሕዱ 13 ተሓከምቲ ኮቪድ-19 ሀይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሃገረ ህንዲ ከባቢ ከተማ ሙምባይ ኣብ ዝርከብ ሕሙማት ኮቪድ-19 ዝእለይሉ ሓደ ሆስፒታል ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ብውሕዱ 13 ሕሙማት ሀይወቶም ከምዝሰኣኑ ተሓቢሩ። እቲ ባርዕ ሓዊ ትማሊ ዘጋጠመ እንትኸውነ፥ ካብቲ ባርዕ ዘጋጠመሉ ክፍሊ ኣርባዕቲ…

ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ምህልላን ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ፀሎትን ምህልላን ተዛዚሙ። እቲ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ምህልላን ካብ 8 ክሳብ 4 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም እንትካየት ምፅንሑ ይፍለጥ። ስለዝኾነ ትማሊ ምዝዛሙ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ…

መዝገባ መረፅቲ ንክልተ ሰሙናት ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መዝገባ መረፅቲ ንክልተ ሰሙናት ምንው#ሑ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ክሳብ 14 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም 18 ሚልየንን 427 ሺሕን 239 ዜጋታት ከምዝተመዝገቡ ዝገለፀ እቲ ቦርድ፥ እቶም መረፅቲ 41 ሺሕን 659 ጣቢያታት መረፃ…

መንግስቲ ሃገራዊ ህልውና ኣብ  ሓደጋ ንምውዳቕ ዝፍትኑ ውሽጣዊን ግዳማውን ፀረ ሰላም ሓይሊታት ብምንም ዓይነት ኩነታት ኣይዕገስን-ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሃገራዊ ህልውና ኣብ  ሓደጋ ንምውዳቕ ዝፍትኑ ውሽጣዊን ግዳማውን ፀረ ሰላም ሓይሊታት ብምንም ዓይነት ኩነታት ኣይዕገስን ክብል ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀፅታን ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ እዋናዊ ኩነታት፥ መንግስቲ…

297 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)297  ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…

ሕብረት ኣውሮፓ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ 149 ሚሊየን ዩሮ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ 2021 ንዘጋጠመ ሰብኣዊ ቅልውላው ድጋፍ ዝኸውን 149 ሚሊየን ዩሮ ከምዝሰለጠ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ እቲ ሕብረት ጃኔች ሉናርቺች፥ ኣብቲ ቀጣና ለውጢ ከባቢ ኣየር፣ ዕስለ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ 314 ኤጀንሲታት ውልቀ መስራሕቲን ሰራሕተኛን ብዘመዝገቡዎ ኣድራሻ ዝተረኸቡ 150 ኤጀንሲታት ጥራሕ ኢዮም – መፅናዕቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መቐመጢኦም ካብ ዝገበሩ 314 ኤጀንሲታት ውልቀ ሰራሕተኛን መስራሕቲን እናተገበረ ዝነበረ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መፅናዕቲ ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ፣ ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ሰራሕተኛን…

ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ረክብ ከልቲአን ሃገራት ዘድሃበ አንትኸውን፥ ኣምባሳደር ኣለልኝ ንዘበናት ብታሪክ ዝራኸባ ሃገራት ንምግልጋል…