ውፅኢታዊ ህንፀት ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ንምዕባለ ኢትዮጵያ ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገር ለኸ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን “ክነዕውቶ ኢና ውፅኢታዊ ህንፀት ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገር ለኸ ጉባኤ የካየድ ኣሎ።
ሚኒስትር ኮንስትራክሽንን ልምዓት ከተማን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ፥ ካብ ፅባሕ…