Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ክልል ዓፋር ደንጉዩ ዝተጀመረ ምዝገባ መረፅቲ ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 432 ጣቢያታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ደንጉዩ ዝተጀመረ ምዝገባ መረፅቲ ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 432 ጣቢያታት ምዝገባ እናተኻየደ ከምዝኾነ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ዓፋር ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ጣሃ ዓሊ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ ክልል…

መራኸቢ ሓፋሽ ኢንተርኔት ኣብ ውሽጢ ማዕቐፍ ሕጊን ስርዓትን ኮይኖም ኣብ ዝግዝኡሉ ረቂቕ መምርሒ ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራኸቢ ሓፋሽ ኢንተርኔት ኣብ ውሽጢ ማዕቐፍ ሕጊን ስርዓትን ኮይኖም ኣብ ዝግዝኡሉ ረቂቕ መምርሒ ዘድሃበ ልዝብ ኣብ ሞንጎ በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ፣ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊን መዳርግቲ ኣካላትን ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ረቂቕ መምርሒ…

ፕሬዚዳንት እድሪስ ዴቢ ብዝበፅሖም መጥቃዕቲ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻድ እድሪስ ዴቢ ኣብ እዋን ኲናት ብዝበፅሖም መጥቃዕቲ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ሕልፈት እቶም ፕሬዚዳናት ዝተሰምዐ ምስ ዓመፅቲ እታ ሃገር ኣብ ዝነበረ ውግእ ብዝተፈነወሎም መጥቃዕቲ ድሕሪ ምቑሳሎም ኢዩ፡፡ ኣብ ሃገረ ቻድ…

ቅፅዓት ትራፊክ ብሞባይል ንምኽፋል ዝሕግዝ መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ ኣዲስ ኣበባ ቅፅዓት ትራፊክ ብሞባይል ንምኽፋል ዝሕግዝ መተግበሪ ዕላዊ ገይሩ። እቲ መተግበሪ ኣወሃህባ ግልጋሎት ዝተሳለጠ ብምግባር ኣሽከርከርቲ ካብ ምንግልታዕ ዘድሕን ከምዝኾነ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኢንጂነር ጅሬኛ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ምምሕዳር እዋን ቅልውላው ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያትወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ምምሕዳር እዋን ቅልውላው ሕብረት ኣውሮፓ ያኔዝ ናርሲክ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ እናተገበረ ብዛዕባ ዝርከብ ሓገዝ ሰብኣዊ ሓገዝ ምልዓሎም…

ፕሬዚዳንት ቻድ ኢድሪስ ዴቢ ኣብታ ሃገር ዝተኻየደ መረፃ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻድ ብምዃን ንነዊሕ እዋን ኣብ መዝነት ዝፀንሑ ኢድሪስ ዴቢ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ተዓዊቶም። እዚ ድማ ንሻድሻይ ግዘ ብምዕዋት እታ ሃገር ንምምራሕ ዘኽእሎም ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ግዚያዊ ውፅኢት እቲ መረፃ 80…

ባይቶ ክልል ሲዳማ መበል ሓምሻይ ካልኣይ ዙር ስሩዕ ጉባኤ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ሲዳማ መበል ሓምሻይ ካልኣይ ዙር ስሩዕ ጉባኤ ኣብ ከተማ ሲዳማ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ኢዩ። አፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ሰለሞን ላሌ፥ ህዝቢ ሲዳማ ሕቶ ፖለቲካ ምላሽ ብምርካብ…

ቀ/ሚ ቦሪስ ጆንሰን ናብ ህንዲ ንምጉዓዝ ዝሃቀንዎ ዑደት ሰሪዞም

አዲስ አበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዓባይ ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ናብ ህንዲ ክገብሩዎ ዝሓሰቡዎ ዑደት ከምዝሰረዙ ተገሊፁ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክገብሩዎ ሓሲቦም ዝነበሩ ጉዕዞ ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮቪድ-19 ኢዮም እቲ ዑደት…

ካብ ከተማ ኣጣዬ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ድጋፍ ንምብፃሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ሽዋ ብዕጡቓት ሓይሊ ብዝበፅሐ ጥቕዓት ካብ ከተማ ኣጣዬ ንዝተመዛበሉ ኣስታት 15 ሽሕ ዝበፅሑ ዜጋታት ድጋፍ ንምብፃሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ዋና ኣማሓዳሪ ሰሜን ሽዋ ኣይተ ታደሰ ገብረፃዲቕ ንጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ገሊፆም። ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎ…

ክልተ ጋንታታት ቮሊቦል ኣብ ሻምፒዮና ጋንታታት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ቱኒዚያ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታታት ቮሊቦል ኣልኮልን ወላይታ ሶዶ ዩንቨርስቲን ኣብ ሻምፒዮና ጋንታታት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ቱኒዚያ ከምዘምረሓ ኮሚሽን ስፖርት ኣፍሊጡ። እተን ጋንታታት ብደቂ ኣኒስቲዮ እንትሳተፋ ንፈለማ እዋን ኢዩ ተባሂሉ። ሻምፒዮና ውድድር…