ኢትዮጵያ፣ ግብፅን ሱዳንን ናብ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሴ ንክምለሳን ብሕብረት ኣፍሪካ ዝግበር ከይዲ ንክጠናኸርን ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ግብፅን ሱዳንን ናብ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሴ ንክምለሳን ብሕብረት ኣፍሪካ ዝግበር ከይዲ ንክጠናኸርን ፃውዒት ቀሪቡ።
ሚኒስትርን ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ደመቀ መኮንን ድርድር ህዳሴ ግድብ ብኣፍሪካ ሕብረት ኣቢሉ…