ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣሜሪካ ልዕሊ 5 ዕድሚኦም ህፃውንቲ ክታበት ፒፋይዘር ንክወስዱ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ልዕሊ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕዲሚኦም 28 ሚልየን ህፃውንቲ ፀረ ቫይረስኮሮና ክኽተበት ፒፋይዘር ንክወስዱ ወሲና። ምምሕዳር፣ ምቁፅፃር መድሓኒትን ምግብን ኣሜሪካ ትማሊ ኣብ ዝሃቦ ውሳነ፥ ካብ 5 ክሳብ 11 ንዕድሚኦም ህፃውንቲ ክታበት ፒፋይዘር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ናይ ብሄራዊ ስታዲየም ህንፀት ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ናይ ብሄራዊ ስታዲየም ህንፀት ጎብኒዮም። ኣብቲ ዑደት ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት፣ ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ዴኤታ ወ/ሮ ወርቅነሽ ብሩ፣ ናይ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ውሕመ ኣብዛ ሃገር ዝገብሮም ዘሎ ኩለ መዳይ ተግባራት ድጋፋ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣይተ ደመቀ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምኽኒያት በምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተሳቲፎም። ኢትዮጵያ ኣብ ቻርተር ውሕመ ዘለዋ ቁርፀኝነት ምጉላህን እቲ ትካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ፒተር ሞረርን ተዛቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ትካሎም ኣብ ኢትዮጵያ ብዘለዎ ናይ ነዊሕ እዋን ኣገልግሎት፤ ብመንግስቲ ዝግበር ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣግማል እውን ከምዝጨፍጨፈ ነበርቲ ሎጊያ ሰመራ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህልውና ዓፋር ንምጥፋእን ንህዝብና ዘለዎ ንዕቐት ንምርኣይን ኣግማልና እውን ጨፍጪፉ"ክብሉ ነበርቲ ሎጊያ ሰመራ ገሊፆም። እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዓፋር ዳግም መጥቃዕቲ ምፍፃሙ እቲ ጉጅለ ካብ ዝሓለፈ ስሕተቱ…
Uncategorized ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ቀፂሉ Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ከምዝሓበሮ፥ ኣብ ካልኦት ክፋላት እታ ሃገር ብተፈጥሮኣዊ ሓደጋ ተመዛቢሎም ንፀገም…
ስፓርት ሉሲታት ካብ ውድድር ፀዋዕ ኣፍሪካ ደቂ ኣንስትዮ 2022 ወፃእ ኮይነን Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ (ሉሲ) ካብ ውድድር ፀዋዕ ኣፍሪካ ደቂ ኣንስትዮ 2022 ወፃእ ኮይና። ኣብ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ኢትዮጵያ ንሃገራዊት ጋንታ ዩጋንዳ 2 ን 0 ስዒራ ዝነበረት ትኹ እምበር ብሓፈሻዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ፖሊስ ኣምሓራ ዘሰልጠኖም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ፖሊስ ኣምሓራ ን9ይ ግዘ ዘሰልጠኖም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምርቓት ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ክልልን ፌዴራልን ተረኺቦም፡፡ ዶክተር ይልቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መግለፂ ሓጎስ ልኢኾም Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሴፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መግለፂ ሓጎስ ልኢኾም። ፕሬዚዳንት ኤርዶሃን ኣብ መግለፂ ሓጎሶም፥ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብምሻሞም ዝተሰመዖም ደስታ ገሊፆም። ኣብ ቀፃሊ ድማ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱዳናውያን ፀገሞም ብናይ ባዕሎም ዓቕሚ ናይ ምፍታሕ ክእለት ኣለዎም ኢልና ነኣምን ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Oct 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳናውያን ፀገሞም ብናይ ባዕሎም ዓቕሚ ናይ ምፍታሕ ክእለት ኣለዎም ኢሎም ከምዝኣምኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ብቋንቋ ዓረብ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ህዝቢን…