ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርትታት ፖለቲካ ኣብ ካበብያዊ መረፃ ብንቕሓት ንክሳተፉ ብሄራዊ ቦርዲ መረፃ ሓቲቱ Desta Sep 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርትታት ፖለቲካ ኣብ ካበብያዊ መረፃ ብንቕሓት ንክሳተፉ ብሄራዊ ቦርዲ መረፃ ሓቲቱ። እቲ ቦርዲ መረፃ ንመበል ሓምሻይ ዝካየድ ከባብያዊ መረፃ ኣብ ማሕቖፍ ሕጊን ኣፈፃፅማን ዝገበሮ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ ምስ ፓርትታት ፖለቲካ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝተዳለወ መንበሪ መደር ዑደት ገይሮም Desta Sep 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ደቡብ ርስቱ ይርዳ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝተዳለወ መንበሪ መንደር ሎሚ ዑደት ገይሮም። ኣብ ዞባ ጋሞ ቅድሚ ሐዚ ብተደጋጋሚ ብምኽንያት ዘጋጠመ ምህማም መሬትን ሓደጋ ውህጅን ህይወት 37 ሰባት እንትሓልፍ፤ ልዕሊ 2 ሽሕን 91 ሰባት ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዓውዲ ባንኪ ንኢንቨስተራት ወፃኢ ክፉት ንምግባር ዝቐረበ ረቂቕ ፖሊሲ ኣፅዲቑ Desta Sep 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዓውዲ ባንኪ ንኢንቨስተራት ወፃኢ ክፉት ንምግባር ዝቐረበ ረቂቕ ፖሊሲ ብምፅዳቕ ኣብ ስራሕ ንክውዕል ወሲኑ። ኣገልግሎት እቲ ዓውዲ ብፍልጠትን ቴክኖሎጂን ንምድጋፍ፣ ኢኮኖሚ ሃገርና ምስ ዕዳጋ ዓለም ዘለዎ ምትእስሳር ናብ ዝሓሸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ንዝተመዛበሉ ወገናት ኣብ ዝተዳለወ መንበሪ መደር ዑደት ገይሮም Desta Sep 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ርስቱ ይርዳ ንዝተመዛበሉ ወገናት ኣብ ዝተዳለወ መንበሪ መንደር ሎሚ ዑደት ገይሮም። ኣብ ዞባ ጋሞ ቅድሚ ሐጂ ብተደጋጋሚ ብምኽንያት ዘጋጠመ ምህማም መሬትን ሓደጋ ውህጅን ህይወት 37 ሰባት እንትሓልፍ፤ ልዕሊ 2 ሽሕን 91…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝኾነ ቦታ ዝርከብ ፈታዊ ሰላም ኢትዮጵያዊ መንግስቲን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ይዋፅእዎ ዘለዉ ሞራላዊን ሕጋዊን ግቡኦም ንክሕግዝ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Sep 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝኾነ ቦታ ዝርከብ ፈታዊ ሰላም ኢትዮጵያዊ መንግስቲን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምምካት ይዋፅእዎ ዘለዉ ሞራላዊን ሕጋዊ ግቡኦም ንክሕግዝ ዓለም ለኸ ጥምረት ትሓለቕቲ ኢትዮጵያውያን ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ኣብ ሃገራት…
ስፓርት ብሽም ዘርኢን ብሃይማኖትን ዝፅዋዓ ጋንታታት መመሓየሺ ሽም ንኽገብራ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽም ዘርኢን ብሃይማኖትን ዝፅዋዓ ጋንታታት መመሓየሺ ሽም ንኽገብራ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ትሕቲ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝሳለጡ ናይ ሊግ ውድድራት እዋን ዝውውር ዝኽፈተሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ካብ ስነ-ምግባር እቲ ትካል ዝወፅአ ተግባር ጠጠው ንኸብሎ ኢትዮጵያ ሓቲታ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ውድብ ጥዕና ዓለም ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ካብ ስነ-ምግባር እቲ ትካል ብዝተፃረረ መገዲ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ካብ ምፍናው ተግባሮም ጠጠው ንኸብሎ ቤት ፅሕፈት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጄኔቫ ሓቲቱ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትዴፓ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢን ሃገር ዝጀመሮ ኲናት ኮኒኑ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግራይ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢን ሃገር ዝጀመሮ ኲናት ኮኒኑ። እቲ ፓርቲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተቐባልነት ዘይብሎም ቅድመ ኩነታት ብምድርዳር ኣማራፂ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ ብምስንዳእ ተግባራዊ ምንቅስቓስ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝረአዩ ፀገማት ንምፍታሕ ሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ ብምስንዳእ ተግባራዊ ምንቅስቓስ ከምዝተጀመረ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ ገሊፆም። እቶም ሚኒትር ምስ ማሕበራሰብ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ምይይጥ ገይሮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ብግምባር ወልቃይት ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ልዑል ክሳራ ከምዝበፅሖ ሙሩኻት እቲ ጉጅለ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ንምፍራስ ብሙሉእ ዓቕሙ ዝተበገሰ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብግምባር ወልቃይት ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ልዑል ሰብኣዊን ንዋታዊን ክሳራ ከምዝበፅሖ ሙሩኻት እቲ ጉጅለ ተዛሪቦም። እቶም ሙሩኻት፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘለና ዓቕሚ ተጠቒምና ወልቃይትን…