ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደ ኩባኒያ ሞሮኮ ንኢትዮጵያ ደገፍ ዘበናዊ ዱኽዒ ገይሩ Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ኦ ሲ ፒ ሞሮኮ ንኢትዮጵያ ደገፍ 50 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ገይሩ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኦ ሲ ፒ ኣብ ኣፍሪካ መሓመድ ኣኑዋር ጀማሊ፥ እቲ ትካል ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ልምዓት ስርናይ ንምድጋፍ ብምሕሳብ እቲ ሓገዝ ከምዝገበረ ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ሕቶታት ኣወዳድባ ንምምላስ ዝገበሮ ፃዕሪ ዝተባባዕ እዩ -ኣይተ ርስቱ ይርዳ Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት መንግስቲ ክልል ደቡብ ንሕቶታት ኣወዳድባ መልሲ ንምሃብ ዝገበሮ ፃዕሪ ዝበረታታዕ እዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ተዛሪቦም። ኣመራርሓታት ክልል ደቡብ መድረኽ ኣፈፃፅማ ዝሓለፈ በጀት ዓመትን ተግባራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሰበታ ዝተፈላለዩ ዘይሕጋዊ መሳርሕታት ኲናት ተታሒዞም Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከተማ ሰበታ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክኣትዉ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ኲናት ተታሒዞም። እቶም ዘይሕዳዊ መሳርሕታት መበገሲኦም ከተማ ጋምቤላ ምኻኑ ኣብ መምርሒ ፖሊስ ሰበታ ምኽትል ዋና ምርግጋፅ ድሕንነት ከባቢ ኢንስፔክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ፀገማቱ ንምፍታሕ ሎሚ ይኹን ፅባሕ ብሕታዊ መፍትሒኡ ሰላማዊ ኣማራፂ ኢዩ-መንግስቲ Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ፀገማቱ ንምፍታሕ ሎሚ ይኹን ፅባሕ ብሕታዊ መፍትሒኡ ሰላማዊ ኣማራፂ ኢዩ ክብል መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ መንግስቲ ተገዲዱ ዝኣተዎ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰላም ንምዝዛም ዘኽእሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚ ካብ ፅግዕተኝነት ሃገራት ወፃኢ ንምንጋፍ ኣብ ቀፃሊ ጠመተ ዘድሊዮም ዛዕባታት ከምዘለዉ ተገሊፁ Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ካብ ፅግዕተኝነት ሃገራት ወፃኢ ንምንጋፍ ኣብ ቀፃሊ ጠመተ ዘድሊዮም ዛዕባታት ከምዘለዉ ሰብ ሞያ ኢኮኖሚ ገሊፆም። ሕርሻ ናብ ግዙፍ ሜከናይዜሽን ምቕያር፣ ኢንዱስትሪው ምምዕባልን ዝሓሸ ውፅኢት ከመዝግቡ ኣብ ዝኽእሉ ዓውዲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ባንኪ ትካላት ፋይናንስ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንክኣትዋ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይገብር ከምዘሎ ተዛሪቡ Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ትካላት ፋይናንስ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንክኣትዋ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይገብር ከምዘሎ ተዛሪቡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትካላት ፋይናንስ ወፃኢ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንክኣትዋ ዘኽአል ፖሊሲ ከምዝተሰናድአ ምግላፆም ይዝከር። ኣብቲ ዛዕባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ነቲ ቦርድ ዘቕረቦ ሕቶ ምውዳብ ህዝበ ውሳነ ብዝምልከት ውሳነ ኣመሓላሊፉ Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ነቲ ቦርድ ብቑፅሪ ፌደም/ፈ/5/807 12 ነሓሰ 2014 ዓ.ም ብዝፀሓፎ ደብዳበ ዘቕረቦ ሕቶ ምውዳብ ህዝበ ውሳነ ብዝምልከት ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ትሕዝቶ እቲ ሕቶ፥ ኣብ ክልል ደቡብ ዝርከባ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ንዩክሬን ወተሃደራዊ ደገፍ 3 ቢሊየን ዶላር ክትገብር ኢያ Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን ተወሳኺ ወተሃደራዊ ደገፍ 3 ቢሊየን ዶላር ክትገብር ኢያ። እቲ ደገፍ ዩክሬን ምስ ሩሲያ ኲናት ድሕሪ ምጅማራ ክሳብ ሐዚ ንኪዬቭ ካብ ዝተገበረ ደገፍ እቲ ዝለዓለ ኢዩ ተባሂሉ። ንዩክሬን ካብ ዝተሰለዐ ሓገዝ ድሕንነት…
ስፓርት ኣብ መፃረዪ ውድድር ቻን ዝሳተፍ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ታኒዛኒያ ከምርሕ ኢዩ Desta Aug 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ውድድር ቻን ዝሳተፍ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ታኒዛኒያ ከምርሕ ኢዩ። እቲ ጋንታ ምስ ሩዋንዳ ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ክጋጠም ኢዩ ተባሂሉ። ካልኣይ ፀወትኡ 29 ነሓሰ ኣብ ሩዋንዳ ከምዘካይድ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2014 ዓ.ም መዐደጊ ናውቲታት ሕክምና ዝኸውን ልዕሊ 42 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Aug 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2014 ዓ.ም ንመዐደጊ ናውቲታት ሕክምናን መድሓኒትን ዝኸውን ልዕሊ 42 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ንግዲ ኢትዮጵያ ይናገር ደሴ፥ ኣብ መድረኽ ገምጋም ቆፀራ እታዎታት ሕክምናን ተረኺቦም ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥…