ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር እዋናዊ ኩነታት ሰራዊት ብዘይተረጋገፁ ሓበሬታታትን ቤላቤሎን ምውዛዕ ብህፁፅ ደው ክብል ከምዘለዎ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር እዋናዊ ኩነታት ሰራዊት ብዘይተረጋገፁ ሓበሬታታትን ቤላቤሎን ምውዛዕ ብህፁፅ ደው ክብል ከምዘለዎ ኣተሓሳሲቡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ተሳትፎን ደገፍን ህዝቢ ጠንካራ ምዃን፣ ሰራዊት ምክልኻል ልኡላውነት ሃገር…