ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር መሳይ ሃይሉ ምስ ተወካሊ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕረተሰብ ኢትዮጵያ ዶክተር መሳይ ሃይሉ ምስ ተወካሊ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ቦውሬማ ሳምቦ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕረተሰብ ኢትዮጵያን ውድብ ጥዕና ዓለምን ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን11 ሆስፒታላት ልዕሊ 9 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም መሳርሒታት ላብራቶሪ ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ስቴት ግሎባል ዋን ሄልዝ ኦሃዮ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ብምኽንያትኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም 11 ሆስፒታላት ዝውዕል ልዕሊ 9 ሚሊየን ብር ዝግመት መሳርሒታት ላብራቶሪ ሓገዝ ተገይሩ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብቲ ስነ-ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሌተናል ጀኔራል ብርሃኑ በቀለ ምስ ፕሬዚዳነት ሶማሊላንድን ወተሃደራዊ ኣመራርሓታትን ተዛቲዮም Desta Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሌተናል ጀኔራል ብርሃኑ በቀለ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ብምውካል ምስ ፕሬዚዳነት ሶማሊላንድን ወተሃደራዊ ኣመራርሓታትን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ጉዳይ ፀፅታን ድሕንነትን እዚ ቀጣና ዝጠመተ ኢዩ። እቶም ጄኔራል መኮንን ኣብ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ምኽክር ብዓወት ንኽዛዘም ማሕበረሰብ ንግዲ ሓገዝ ንኽገብር ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ምኽክር ኢትዮጵያ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብዓወት ንኽዛዘም ማሕበረሰብ ንግዲ ኣድላዪ ሓገዝ ንኽገብር ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርዓያ÷ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሲ ዲ ሲ ቻይናን ብሓባር ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሞም Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 27፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ማእኸል መቆፃፀሪን መከላኸሊን ሕማማት ቻይና (ሲ ዲ ሲ)ን ብሓድነት ተሓባቢርካ ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ሰነድ ሰምምዕነት ተፈራሪሞም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣብ ዝገበርዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንተሃነፅቲ ሕጊ ግቡእ ክንከንን ኣገልግሎት ፍትሒን ምሃብ ይግባእ ተባሂሉ Desta Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተሃነፅቲ ሕጊ ግቡእ ክንከንን ኣገልግሎት ፍትሒን ምሃብ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዮስ ገሊፆም። ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዮስ÷ ኣብ ክልል ቤንሻንጉልጉሙዝ ዞባ መተከል ዞን ብምኻድ ኣተሓሕዛ ተሃነፅቲ ተዓዚቦም። ኣብቲ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተተኸሉ ፈልሲታት ብሕብረት ብምክንኻን ምቹውቲ ዝኾነት ኢትዮጵያ ምህናፅ ይግባእ – ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሽትኡ ንምብፃሕ ዝተተኸሉ ፈልሲታት ብሕብረት ብምክንኻን ምቹውቲ ዝኾነት ኢትዮጵያ ምህናፅ ከምዝግባእ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ ገሊፆም። ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ ኣብ ዞባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፍልጠት ዝተሃነፀ ወለዶ ንምፍጣር ከይዲ ስርዓተ ትምህርቲ ብዝተዋደደ መልክዕ ምምራሕ ይሓትት ክብሉ ዶ/ር ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ ገሊፆም Desta Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብትምህርትን ፍልጠትን ዝተሃነፀ ወለዶ ንምፍጣር ከይዲ ስርዓተ ትምህርቲ ብዝተዋደደ መልክዕ ምምራሕ ይሓትት ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ ገሊፆም። ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2014ን መሪሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰራዊት ቻይና ወተሃደራዊ ልምምድ ኣብ ክሊ ደሴት ታይዋን የካይድ ኣሎ Desta Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ቻይና ወተሃደራዊ ልምምድ ኣብ ክሊ ደሴት ታይዋን የካይድ ኣሎ። እቲ ወተሃደራዊ ልምምደ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ ኣብ ታይዋን ዝገብርኡ ዘለዋ ምብፃሕ ስዒቡ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እኽሊ ዝፀዓነት መርከብ ዩክሬን ኣብ ወደብ ቱርክ በፂሓ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 27፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እኽሊ ዝፀዓነት መርከብ ዩክሬን ኣብ ወደብ ቱርክ በፂሓ። እታ መርከብ ትማሊ ኣብ ጥቓ ወሽመጥ ባሕሪ ቦስፎረስ ግዝኣት ቱርኪ ከምበፅሐት ተሓቢሩ። ራዞኒ ተባሂላ ትፍለጥ መርከብ ልዕሊ 26 ሺሕ ቶን ምሸላ ባሕሪ ናብ ሊባኖስን ትሪፖሊን ክተብፅሕ ኢያ…