ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ መፃኢ ዕለተ ሰሉስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣትዉ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር መፃኢ ዕለተ ሰሉስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣትዉ ተገሊፁ።
ኣብ ፃንሒቶም፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ተወከልቲ ሕብረት ኣፍሪካን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ…