ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝቐፀለ መውስቦ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዘቃለዐ ቃለ መሕትት Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መውስቦ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሕዚ እውን ዝቐፀለ ምዃኑ ዘቃለዐ ቃለ መሕትት ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሓደ ኣፈፃሚ ጉዳይ ዝኾነ ኦን ላይን ሚዲያ ተኻይዱ። ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ግብረ ራዕዳውያን ተባሂሎም ዝተፈረጁ ህወሓትን ሸኔን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ አፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይ ታገሰ ጫፎ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ብምዃን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ኣጀሚሮም። ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ወለንታ፥ ናይ 30 ዓቕመ ደካማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ማእሰርቲ ዝነበሩ 126 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ማእሰርቲ ዝነበሩ 126 ኢትዮጵያውያን ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ታንዛኒያ ኣቋሪፅካ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝግበር ዘይሕጋዊ ጉዕዞ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ብሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ታንዛኒያ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ጋና ማርበርግ ዝተብሃለ ሓደገኛ ተላባዒ ቫይረስ ተረኺቡ Desta Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋና ንመፈለምታ እዋን ማርበርግ ዝተባህለ ሓደገኛ ተላባዒ ቫይረስ ከምዝረኸበት ኣፍሊጣ። ክሳብ ሐዚ በቲ ቫይረስ ዝተጠቕዑ ክልተ ሰባት ከምዝረኸበት እውን ኣረጋጊፃ። እቲ ቫይረስ፥ ከም ቫይረስ ኢቦላ ሓያል ሕማም ረኽሲ ዘስዕብ ቫይረስ እዩ ተባሂሉ።…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብሰለስተ ውድድራት ፍፃመ ክትሳተፍ ኢያ Desta Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም፥ ኢትዮጵያ ብሰለስተ ውድድራት ፍፃመ ክትሳተፍ ኢያ። ብብመሰረት እዚ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10:15 ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ፣ ኣባበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርዕሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 400 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል ወፍሪ ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብቲ ክልል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ሉሜ ኣጀሚሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ሽመለስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ፌዴራልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምክር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን2015 በጀት ዓመት ልዕሊ 100 ቢሊየን ብር ውሳነ በጀት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምክር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን2015 በጀት ዓመት ልዕሊ 100 ነጥ 05 ቢሊየን ብር ውሳነ በጀት ኣፅዲቑ። ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝተቐመጡ ስራሕቲ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ብዝበለፀ ብምጥንኻር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ400 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ትራንስፎርመር ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ሓፈሻዊ ንግዲ ዳግም ኬኔዲ ብ400 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዘህነፆ ፋብሪካ ትራንስፎርመር ሎሚ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነስርዓት ምረቓ ሚኒስትር ንግዲ ኣይተ መላኩ ኣለበል ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለንተናዊ ብቕዓት ዘለዎ ሰራዊት ሃኒፅና ኢና ክብሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብ ሜ/ጀኔራል ጌታቸው ጉዲና ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝኽሪ በዓል ምስረታ እዚ ሰሜን ምዕራብን ኣብ ዝሓለፉ ዓውደ ውግኣት ብብቕዓት ተልእኾኦም ንዝፈፀሙ ኣባላት ኣፍልጦ ንምሃብን ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ኣብ ወልቃይት ፀገዴ ሰቲት ሑመራ ተኻይዱ፡፡ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብ ሜጀር ጀኔራል ጌታቸው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጥዕና ማእከል ሕክምና ኮቪድ ኮይኑ ግልጋሎት እናሃበ ዝነበረ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ናብ በዓል ዋንኡ መሊሱ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ንዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ሕክምና ኮቪድን ካልኦት ሃንደበታዊ ሕክምናን እናሃበ ዝነበረ ኣዲስ ፓርክ /ሚሊንየም ኣዳራሽ/ ናብ በዓል ዋንኡ ንሜድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ብምንኣድ ኣረኪቡ፡፡ ሚኒስትር ሚኒሰቴር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ…