ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣይተ ርስቱ ይርዳን ኣብ ዞባ ከምባታ ጠምባሮ ፈልሲ ተኺሎም Desta Jul 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳን ኣካል መበል 4ይ ዙር መርሃ ግብሪ ተኸላ ሓምለዋይ ኣሰር ዝኾነ ኣብ ዞባ ከምባታ ጠምባሮ ወረዳ ቃቻ ቢራ ፈልሲ ተኺሎም። ናይ ሎሚ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር…
ቢዝነስ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ባንክታት ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ክኸውን ይግባእ- ዶክተር ይናገር ደሴ Desta Jul 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣወሃህባ ኣገልግሎት ባንክታት ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ክኸውን ከምዘለዎ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ ኣተሓሳሲቦም። 10 ሽሕ ዝኾኑ ሰብ ኣክስዮናት ዘለዎ ባንኪ ኣሃዱ ሎሚ ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ። ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህፃናትን ፈልስታትን ሓደ ስለዝኾኑ ክልቲኦም ተመሳሳሊ ክንክን የድልዮም-ዶክተር ለገሰ ቱሉ Desta Jul 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፃናትን ፈልስታትን ሓደ እዮም ክልቲኦም ተመሳሳሊ ክንክን የድልዮም እዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣመራርሓ ተፀዋዕቲ ትካላትን ክኢላታትን ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቕራፍ ብትኹረት እናተሰርሐ ኢዩ- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Jul 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ቴክኖሎጂታት ብምጥቃም ኣባይቲ ብምሕዳስን ኣብ ሓፂር እዋን ዝዛዘሙ ገዛውቲ ብምህናፅ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቅላል ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝኾነ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን። ንቐፃሊ ብካልኦት ኣማራፅታት ፀገም መንበሪ…
ስፓርት ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 10 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ክካየድ እዩ Desta Jul 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 10 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4:20 ክካየድ እዩ። ኣብ ኦሪገን ኣሜሪካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 18 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ኢትዮጵያ ናይ 10 ሽሕ ሜትሮ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ውድድር ፍፃመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ሙያ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኣመሪቑ Desta Jul 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ሙያ ዘሰልጠኖም ልዕሊ 5 ሺሕ ተምሃሮ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ማሕበረሰብ እቲ ዩኒቨርሲቲን ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብሚልየን ንዝቑፀሩ ሰባት እኽሊ መግቢ ምቕራብ ብምኽኣሉ ከጋጥም ዝነበረ ሓደጋ ጥምየት ምድሓን ከምዝተኸኣለ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ Desta Jul 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ብሚልየን ንዝቑፀሩ ሰባት እኽሊ መግቢ ምቕራብ ብምኽኣሉ ከጋጥም ዝነበረ ሓደጋ ጥምየት ምድሓን ከምዝተኸኣለ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣድሪያን ቫን ደር ክናፕ…
ቢዝነስ ቤት ፅሕፈት እቶት ክልል ዓፋር ልዕሊ 2 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር ኣኪቡ Desta Jul 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት እቶት ክልል ዓፋር ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ልዕሊ 2 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር እቶት ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ መሓመድ ሓሰን ንግዜኢ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ክልል ብቁጠባ ዝረኽቦ እቶት ብዝግባእ ብምእካብ እናዓበየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ 104 ካምፓሳትን ጨንፈራትን ናይ ውልቀ ላዕለዎት ትካላት ስጉምቲ እርማት ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ዝርከቡ 104 ካምፓሳታን ጨንፈራትን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ስጉምቲ እርማት ከምዝተወሰደ በዓል መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ልዕሊ እተን ትካላት ዝተወሰደ ስጉምቲ ፍቓድ ኣፍልጦ ዘይተውሃቦም…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሚሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሚሳተፉሉን ልዑል ውፅኢት ከምፅኡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ዝግበረሉን ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ። እቲ ሻምፒዮና ንተኸታተልቲ 10 መዓልቲታት ከምዝካየድ ተገሊፁ። ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ…