ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓቕመ ደካማታት ብምሕጋዝ ንኸሕልፍ ኣቦታት ሃይማኖት እስልምና ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ዓቕመ ደካማታት ብምሕጋዝ ንኸሕልፍ ኣቦታት ሃይማኖት እስልምና ሓጂ ሙፍቲ ዑመር ኢድሪስን ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን ፀዊዖም።
ሓጂ ሙፍቲ ዑመር ኢድሪስን ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን መበል 1 ሺሕን 443 በዓል ዒድ…