Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ዘቕርቦ ዝኾነ ይኹን ኣጀንዳን ተዛታዪን መንግስቲ ንምልዛብ ድልዊ ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ዘቕርቦ ዝኾነ ይኹን ኣጀንዳን ተዛታዪን መንግስቲ ንምልዛብ ድልዊ ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላትን ኣመራርሓን ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተዛቲዮም። ኣካቢ እቲ…

ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ሸኔ ምስ ህዝንና ብምዃን ክሳብ መወዳእታ ተኸታቲልና ክነወግዶ ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ሸኔ ምስ ህዝንና ብምዃን ክሳብ መወዳእታ ተኸታቲልና ክነወግዶ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ኣካላት ፀጥታ ካብ ዘውረድሉ በትሪ ዘምለጠ ጉጅለ ሸኔ ኣብ…

ብሔራዊ ዝተተለመሉ ክፍሊት ድጎማ ነዳጅ ንምፍፃም ኣብ ሞንጎ መዳርግቲ ኣካላት ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ዝተተለመሉ ክፍሊት ድጎማ ነዳጅ ንምፍፃም ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፣ ኢትዮቴሌኮምን ትካል ኣቕራቢ ነዳዲ ኢትዮጵያን ዝለምዐ መተግበሪ ኣብ ስራሕ ንምውዓል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን…

መሰል ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ንክኽበር ብሽርክና ከምዝሰርሕ ዩኒሴፍ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መሰል ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ንክኽበር ብሽርክና ከምዝሰርሕ ዩኒሴፍ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋየ፥ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ መሰል ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ንክኽበር ከምኡውን ኣብ ማሕበራዊ ጉዳይ ዝሰርሖ ዘሎ…

ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣምባሳደር ኒውዚላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣምባሳደር ኒውዚላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሚካኤል ኡፕቶን ኣብ ጉዳያት ትምህርቲ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ትንህርቲ ብዛዕባ ዝተጀመረ ፅሬት ትምህርቲ ናይ ምርግጋፅ ስራሕቲ…

ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝተሳለጡ ተግባራትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ኣኼባኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ማኸላይ ኮሚቴ ኣብ ዘካይዶ ዘተ ስራሕቲ ምድላው ሰነድ ሊግ መናእሰይ…

ሓፀርቲ ናይ ዝውውር ዜናታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ጋንታታ ኩዕሾ እግሪ ኣውሮፓ ኣብ ዝቕፅል ዘመነ ውድድር ተጠናኺረን ንምቕራብ  ኣብ ናይ ዝውውር ዕዳጋ እናተሳተፋ ይርከባ። ቅድም ክብል ኧርሊንግ ሃላንድን ካብ ቦርሲያ ዶርቱሙንድ ዘፈረመት ሻምፒዮና ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ፥…

ቀረብ መድሓኒት ንምምሕያሽ ዘየኽእሉ ማዕቐፋት ሕጊ ምምሕያሽ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብ መድሓኒት ንምምሕያሽ ዘየኽእሉ ማዕቐፋት ሕጊ ምምሕያሽ ከምዝግባእ ተገሊፁ። እቲ ምምሕያሽ ጠሚቱ ኣብ ሃዋሳ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ልምዓት ባህልን ስፖርቲን ማሕበራዊ ጥዕና ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተሳቲፎም። ኣካቢት…

1 ሺሕን 59 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 59 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 63 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 196 ደቂ ኣንስትዮን 800…

ኣካዳሚ ንብረት ኣእምሮ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ንብረት ኣእምሮ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተኸፊቱ። በዓል መዚ ንብረት ኣእምሮ ኢትዮጵያ ካብ ትካል ንብረት ኣእምሮ ዓለም ብመሰረት ዝረኸቦ ደገፍ ኢዩ ተኸፊቱ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ኤርሚያስ የማነብርሃን፥ ኣእምሮኣዊ ንብረት…