Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ኮፐንሃገን ዝተዓጠቐ ውልቀሰብ ብዝኸፈቶ ተኹሲ ሰባት ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዴንማርክ ኮፐንሃገን ዝተዓጠቐ ውልቀሰብ ብዝኸፈቶ ተኹሲ ሰባት ከምዝተቐተሉ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ ኣርባዕተ ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ኣካል ከምዝበፅሖም ተሓቢሩ፡፡ ፖሊስ እቲ ተግባር…

ተሳተፍቲ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ 2ይ ዙር “ጉዕዞ ናብ ሃገር ካብ ዒድ ናብ ዒድ” ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳተፍቲ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ 2ይ ዙር “ጉዕዞ ናብ ሃገር ካብ ዒድ ናብ ዒድ” ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖን ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ዶክተር ሙሃመድ እንድሪስ፥ ኣብ…

ኣብ ውሕስነት ማይ፣ ምግብን ኢነርጂን ዝጠመተ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሕስነት ማይ፣ ምግብን ኢነርጂን ዝጠመተ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ ፍሎሪዳ ኢንተርናሽናል ዩኒቨርስቲ ም ማእኸል ምርምር ማኔጅመንት ማይ ኣፍሪካን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ብምዃን ዝተሰናደአ ኢዩ። ዕላምኡ…

2ይ ዓመት ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ዓመት በዓል ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ኣዳራሽ ባህሊ ሲዳማ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ወይዘሮ ፋንታየ ከበደ፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ደስታ ሌዳሞ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2014 ዓ.ም ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ምሃብ ተጀሚሩ። በቲ ምምሕዳር ከተማ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣቢያተ ትምህርቲ ዝርከቡ ተምሃሮ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ፈተነኦም እናወሰዱ እንትኾኑ፥ እቲ ፈተና…

እንተፀኒዕና ፈተናታት ዕድላት ዕብየት እዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንተፀኒዕና ፈተናታት ዕድላት ዕብየት እዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ እንተፀኒዕኻ ፈተናታት ዕድላት ዕብየት ከምዝኾኑ ብምግላፅ፤ “ዝሃነፅናዮም…

ኢዜማ ንፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋ መራሒ እቲ ፓርቲ ገይሩ መሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኢዜማ ንፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋ መራሒ እቲ ፓርቲ ገይሩ መሪፁ። ዜጋታት ኢትጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ) ቀዳማይ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ትማሊ 26 ሰነ 2014 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ መረፃ፥ ፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋን ኣርክቴክት ዮሃንስ…

ዩኒቨርሲቲታ ዋቸሞን ሚዜን ቴፒ ተምሃሮኦም ኣመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታ ዋቸሞን ሚዜን ቴፒ ብተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ተምሃሮኦም ኣመሪቖም። ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ኣብ ካምፓስ ዱራሜ ብዝተፈላለየ ዘፈር ሙያ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም 273 ተምሃሮ ኢዩ ሎሚ መዓልቲ…

ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ፅባሕ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ከምዝጅመር ቤት ፅሕፈት እቲ ሊግ ኣፍሊጡ። እቲ ኣኼባ መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ብቀንዱ በቲ ሊግ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ብምግምጋም ንቐፀልቲ ተግባራት ኣንፈት ከምዘቕምጥ…

ግዝኣት ዶንባስ ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ወታደራዊ ሓይሊታት ሩሲያ ኣቲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014( ኤፍ ቢሲ)ግዝኣት ዶንባስ ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ቁፅፅር ዩክሬን ወፂኣ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ወታደራዊ ሓይሊታት ሩሲያ ከምዝኣተወት ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ምክልኻል ሩሲያ ሰርጌይ ሾይጉ ሎሚ መዓልቲ ንፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝገበሩሎም ገለፃ፥…