ጥዕና ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ምድጋሱ ገሊፁ Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ምድጋሱ ገሊፁ። እቲ ለበዳ ቀኒሱ ዝነበረ እንተኾነ እውን ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ጀሚሩ ይውስኽ ከምዘሎን 70 ሰባት ኣብ ክፍሊ ፅኑዕ ሕሙማን ክትትል ይግበረሎም ከምዘሎን እቲ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። እዚ ድማ…
ቢዝነስ ብዓል መዚ ነዳድን ኢነርጂን ሰብ ሰራሕ ሕፅረት ነዳዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል መዚ ነዳድን ኢነርጂን ሰብ ሰራሕ ሕፅረት ነዳዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ። እቲ ብዓል መዚ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከተማታት ክልልን ኢኮኖሚያዊ ሽርሒ ንምፍጣር እንትብሃል ሰብ ሰራሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኔቶ ፊንላንድን ስዊድንን ብኣባልነት ንምቕባል ወሲኑ Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔቶ ፊንላንድን ስዊድንን ብኣባልነት ንምቕባል ወሲኑ። ጉባኤኡ ኣብ ምስላጥ ዘሎ ኔቶ ክልቲአን ሃገራት ኣብቲ ስምምዕ ሰነድ ኣባልነት ክታመን ንከንብራ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ፊንላንድን ስዊድንን ናብ ኔቶ ብኣባልነት ንምሕዋስ ሕቶ ምቕራበን ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮምሽን ጉምሩክ ቨርዥን ታሪፍ መፃሕፍቲ 2022 ትካል ጉምሩክ ዓለም ካብ ዘቐመጦ ጊዜ ኣቐዲሙ ብምትግባሩ ንኢትዮጵያ ልዑል ዓወት ምዃኑ ተገሊፁ Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምሽን ጉምሩክ ቨርዥን ታሪፍ መጻሕፍቲ 2022 ትካል ጉምሩክ ዓለም ካብ ዘቐመጦ ጊዜ ኣቐዲሙ ብምትግባሩ ንኢትዮጵያ ልዑል ዓወት ምዃኑ ተገሊፁ። ብኣተሓባበርነት ድጋፍ ትካል ጉምሩክ ዓለምን ብኮሚሽን ጉምሩክ ኢትዮጵያን ኣብ 2022 ምምሕያሽ ሕታም ታሪፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ደገፍ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ገሊፁ Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሰኔ 23፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ደገፍ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንገስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብመዳርግቲ ኣካላት ኣቢሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሩባ ኣባይ ሓንቲ ጥብታ ዘይተበርክት ግብፂ 100 ሚኢታዊ ኣጠቓቕማ እቲ ሩባ ናይ ምውሳን መሰል ኣይብላን-ቲቦር ናዥ Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሰኔ 23፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሩባ ኣባይ ሓንቲ ጥብታ ዘይተበርክት ግብፂ 100 ሚኢታዊ ኣጠቓቕማ እቲ ሩባ ናይ ምውሳን መሰል ኣይብላን ክብሉ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነበር ሓጋዚ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቲቦር ናዥ ገሊፆም። ቲቦር ናዥ ኣብ ትዊተር ሒሳቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘተ ሰላም ከይደንጎየ ምትግባር ንመላእ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላምን ምዕባለን ዘምፅእ ኢዩ-መንግስቲ ጀርመን Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ንምፍታሕ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝትግበሩ ዘለዉ ሓደሽቲ ስጉምቲታት ናብ ቅኑዕ ኣንፈት ዝወስዱ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመንን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጨፍጫፍ ንዝፈፀመ ጉጅለ ራዕዲ ዝተዋደደ ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጨፍጫፍ ዝፈፀመ ጉጅለ ራዕዲ ዝተዋደደ ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መንግስቲ ሰላመን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሜዴፍን ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን። ሜዴፍ ትካላት ፈረንሳይ ብብርኪ ዓለም ኢንቨስትመንት ተሳትፎ ንክህልዎም ዝሰርሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ይዛተዩ ኣለዉ Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ይዛተዩ ኣለዉ። እቶም ኣባላት፥ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊ፣ ሰላምን ፀጥታን ብዝምልከት ይዛተዩ ከምዘለዉ ካብቲ ባይቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…