ስፓርት ኣብ ቅድድም 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቤሊጂየም ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊተን Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቤሊጂየም ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊተን። ኢትዮጵያዊት መዲና ኢሳ ነቲ ርሕቐት ብ15 ደቒቓን 14 ሰከንድን 01 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ኮይና። ኣትሌት ኣሳየች ኣይቸው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 17 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 17 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሓሙሽተ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘጋጠሞም ፀገም ብሕውነታዊነትን ሰናይ ጉርብትናን ናይ ምፍታሕ ዓቕሚ ኣለወን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘጋጠሞም ፀገም ብሕውነታዊነትን ሰናይ ጉርብትናን ናይ ምፍታሕ ዓቕሚ ኣለወን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ሱዳንን ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሽልማት ሙዚቃ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሽልማት ሙዚቃ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ሆቴል ኢሊሊ ይሳለጥ ኣሎ። ዕላማ እቲ ሽልማት፥ ኣሰር ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ንኽቕፅልን ኪነ-ጥበብ ኦሮሞ ንምብርትታዕ ከምዝኾነ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተገለፁ፡፡ እቲ ናይ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀረብን ዝርገሐን ነዳዲ ኣብ ልዕሊ ዘተኣጓሉ ኣካላት ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝወስድ በዓል መዚ ቁፅፅር ነዳዲን ኢነርጂን ኣጠንቂቑ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብን ዝርገሐን ነዳዲ ኣብ ልዕሊ ዘተኣጓሉ ኣካላት ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝወስድ በዓል መዚ ቁፅፅር ነዳዲን ኢነርጂን ኣጠንቂቑ። ኣብ መዓልቲ ልዕሊ ትሽዓተ ሚሊየን ሊትሮ ነዳዲ ናብ ውሽጢ ሃገር እናኣተወ ይኹን እምበር ናብ ተረባሕቲ ብእዋኑ እናበፅሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝቕፅል 27 ክሳብ 29 ሰነ 2014 ዓ.ም መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2022 0 ኣዲ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝቕፅል 27 ክሳብ 29 ሰነ 2014 ዓ.ም መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ ከተማ ሓቆፍ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2014 ዓ.ም ብዝምልከት ኣብ ኣፈፃፅማ እቲ ከይዲ ንምክትታል ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ከባቢ ደበን ዘጋጠመ ምስሕሓብ ብዘተ ንክፈትሓ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋደን ሓቲቶም Desta Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ከባቢ ደበን ዘጋጠመ ምስሕሓብ ብዘተ ንክፈትሓ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋደን ሓቲቶም። ኣቦ መንበር እኢ ኮሚሽን ሙሳ ፋቂ ማሃማት፥ክልቲአን ሃገራት ካብ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ንክቑጠባ ሓቲቶም። ዘጋጠመን ዘይምርድዳእ ኣብ…
ቢዝነስ ምስ መንግስቲ ጀርመን ልዕሊ 32 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገንዘብ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ መንግስቲ ጀርመን ልዕሊ 32 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገንዘብ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ፕሮግራም ከምዝተፈረመ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ልዓት ጀርመን ኣብ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ክተጠናኽር ከምትደሊ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ክተጠናኽር ከምትደሊ ኣፍሊጣ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ብሩኖ ሮድሪጌዝ ፓሪላ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ክታበት ዓበቕ ህበይ ምሃብ ከምትጅምር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)300 ዝኣኽሉ ኣሜሪካውያን ብሕማም ዓበቕ ህበይ ምትሓዞም ስዒቡ እታ ሃገር ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታታ ክታበት ምሃብ ከምትጅምር ኣፍሊጣ። ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ እውን ዋይት ሃውስ 300 ሺሕ ክታበታት ንምክፍፋል ትልሚ ከምዘለዎ ተሓቢሩ። በሚቀጥለው…