Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

እምነት፣ ብሔርን ኣረኣእያ ፖለቲካን ሓደ ኮይንና ካብ ምንባር ከምዘይኽልክሉና ማሕበረሰብ ኣውራ ኣምባ ህልዊ ምስክር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እምነት፣ ብሔርን ኣረኣእያ ፖለቲካን ሓደ ኮይንና ካብ ምንባር ከምዘይኽልክሉና ማሕበረሰብ ኣውራ ኣምባ ህልዊ ምስክር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ቀዳማይ ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ። ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ሃዋሳ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃዋሳ እንትበፅሕ፥ ሓላፊት ቅርንጫፍ…

ብምክትል ኣፈ ጉባኤ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጉባኤ ፓን-ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጉባኤ ፓን-ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሣ ፋቂ  መኽፈቲ መደረ  ኣስሚዖም። ሓደሽቲ…

ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ- ጅቡቲ ሕብረተሰብ ካብ ስርቂ ክሕልዎ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ- ጅቡቲ ዝህቦ ኣገልግሎት ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ሕብረተሰብ ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምትሕብባር ካብ ስርቂን ዕንወትን ክሕልዎ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ- ጅቡቲ ኣብ ዘንፀላለዉሉ ፀገማትን…

“ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025”ን “ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን”

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ሓንፂፃን ኣፅቓን ናብ ስራሕ ምእታዋ ተገሊፁ። ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕድላት ዲጂታል ብምጥቃም ፈጠራ ዝተሓወሶን ኣብ ፍልጠት ዝተመርኮሰ ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዘኽል ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝምራሕ ተበግሶ ኢዩ። ምስ…

ማእኸል ምርምር ሕርሻ 58 ዝተመሓየሹ ዓሌታት ዘርኢ ጣፍ ተበፃሒ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቢሾፍቱ ዝርከብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ 58 ዝተመሓየሹ ዓሌታት ዘርኢ ጣፍ ንሓረስቶት ተበፃሒ ብምግባ መፍረያይነት ብዕፅፊ ንኽውስኽ ከምዘኽኣለ ገሊፁ። ኣብቲ ማእኸል ምርምር ሕርሻ መተሓባበሪ ብሄራዊ ፕሮግራም ምርምር ጣፍ ወርቁ ከበደ፥ ኣብዚ…

ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዝላዘብ መዛተዪ ክበብ ንምጥያሽ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዝላዘብ መዛተዪ ክበብ ንምጥያሽ ተስማዕሚዐን። እቲ ክበብ ወለታዊያን ዝኾና ሃገራት ብምትሕብባር ናህሪ ሙቐት ዓለም ምቁፅፅር ኣብ ዘኽእል ኩነታት ከምዝሰርሕ ኣብ መግለፂአን ኣፍሊጠን። ብፍላይ ካብ ዓውዲ…

ጥምረት ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓታት ኣፍሪካ ጨንፈር ኢትዮጵያ ኮከስ መናእሰይ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምረት ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓታት ኣፍሪካ ጨንፈር ኢትዮጵያ ኮከስ መናእሰይ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዩን ማሕራዊ ጉዳይን ዶክተር ኦርጎጌ ተስፋየ፣ ኣብ ሕብረተስ ኣፍሪካ ፍልይቲ ልእኽቲ ደቂ ኣንስትዮ፣ ሰላምን ፀፅታን ቢኒታ…

ኢራንን ኣርጀንቲናን ናብ “ብሪክስ” ንምውሃድ ሕቶ ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራንን ኣርጀንቲናን ናብ “ብሪክስ” ንምውሃድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሕቶ ከምዘቕረባ ተገሊፁ። እቲ ሕቶ ኣብ ጉባኤ “ብሪክስ ፕላስ” ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራኢሲን ፕሬዚዳንት ኣርጀንቲና ኣልቤርቶ ፈርናንዴዝ ኣብተ ጉባኤ ምስታፎም…

ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ተሽከርከርቲ ዘፍሪዩ ሃገር በቆል ኢንዱስትሪታት ይፍጠሩ ኣለዉ- ኣይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ተሽከርከርቲ ዘፍሪዩ ሃገር በቆል ኢንዱስትሪታት ይፍጠሩ ኣለዉ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ሚኒስቴር፥ ንልዕሊ 100 ሰባት ዕድል ስራሕ ኣብ ዝፈጠረ “ፍራንኩን ኢት አውቶሞቲቭ”…