ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ባህሬን ኣቋሪፁዎ ዝነበረ በረራ ክጅምር ኢዩ Desta Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ባህሬን ኣቋሪፁዎ ዝነበረ በረራ ኣብዚ ሰሙን ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። መራሒ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ኣወል ወግሪስ ኣብ ባህሬን ምስ ወኪን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ሰለሙን ዳዊትን ካልኦት መሳርሕቶምን ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ጉባኤ ቅድመ ትምህርቲ ይሳተፋ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ብብርኪ ላዕለዎት ሰብ መዚ ዝካየድ ጉባኤ ቅድመ ትምህርቲ ይሳተፋ ኣለዋ። እቲ ጉባኤ ብብርኪ ዓለም ዝርከቡ ሚኒስትራት ትምህርቲ 154…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍል ኣብ ውሽጢ ዩኒቨርስቲታት ከምዝወሃብ ተገለፁ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መልቀቒ ፈተና 12 ክፍል ኣብ ውሽጢ ዩኒቨርስቲታት ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ፥ ኣብ ከተማታ ሆሳእና፣ ወራቤን ወልቂጤን ዝርከባ ሞዴላት ካልኣይ ደረጃ ኣቢያተ ትምህርቲ ጎብኒዮም። ኣብ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ሃይማኖት ተተሓሒዞም ዝስተውዓሉ ጎንፂታትን ዘይምርድዳኣትን ናይ ውልቀ ሰባት እምበር ሃይማኖት መሰረት የብሎምን – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት… Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ምስ ሃይማኖት ተተሓሒዞም ዝስተውዓሉ ጎንፂታትን ዘይምርድዳኣትን ናይ ውልቀ ሰባት እምበር ሃይማኖት መሰረት ዘይብሎም ምዃኖም ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ገሊፁ። “ሰላምን ሓድነትን ሕብረተሰብ ንምጥንኻር ግደ ሓበራዊ ክብሪታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ከተማ ሮቤ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት መሪቖም Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ከተማ ሮቤ ተሃኒፆም ዝተዛዘሙ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት መሪቖም። ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ትካል ቀይሕ ወርሒ ሕቡራት ዓረብ ኢሚረሬታት ኣብዱራህማን ቢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 210 ኪሎ ሜትሮ ዝንውሓቱ ህንፀት መገዲ ግልገል በለስ- ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ተመሪቑ Desta Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ መከላከያ መሃንዲስ ካብ ግልገል በለስ ክሳብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝሃነፆ 210 ኪሎ ሜትሮ ዝንውሓቱ ህንፀት መገዲ ብምዝዛም ተመሪቑ። እቲ ዋና መምርሒ ካብ ሳልሳይ በርኪ ፀፀር መገዲ ናብ ላዕለዋይ ብርኪ ፀፀር መገዲ ዘዕበዮ መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ፅልኣት ዘረባን ስኑዕ ሓበሬታን ምክልኻል ዝጠመተ ሃገራዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ፅልኣት ዘረባን ስኑዕ ሓበሬታን ምክልኻል ዝጠመተ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ “ናይ ፅልኣት ዘረባን ስኑዕ ሓበሬታን እናተቓለስና ስርዓት ዴሞክራሲ ንህነፅ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣለዎ። ዋና ዳይሬክተር በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሃዋሳ ተጀሚሩ Desta Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሃዋሳ ተጀሚሩ። እቲ ጉባኤ “ተሳትፎን ተረባሕነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ንኩለ መዳይ ምዕባለ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዘለዎ ተሓቢሩ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ይምርቑ ኣለዉ Desta Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ይምርቑ ኣለዉ። እቶም ፕሮጀክትታት ብመንስቲ፣ ህዝቢን ኣጋር ኣካላትን ዝተሃነፁ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብቲ ስነስርዓት ምረቓ፥ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ትካል ቀይሕ ወርሒ ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ልምዓት ፍረምረ ውፅኢት እናምፅኡ ይርከቡ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ልምዓት ፍረምረ ውፅኢት እናምፅኡ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ “ልምዓት ኣቮካዶ ሰፊሑ እታ ሃገር እቲ ፍርያት ንወፃኢ ዕዳጋ ክሳብ…