ዘፈር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንመመሓየሺ ፕሮግራም ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ናይ ምድጋፍ ልእኽቱኡ ንኽዋፃእ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስትር ዶክተር በለጠ ሞላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንመመሓየሺ ፕሮግራም ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ናይ ምድጋፍ ልእኽቱኡ ንኽዋፃእ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣብ…