ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ ኣብ መበል ዓስራይ ምዕራፍ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይቲ ብምዃን ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ ኣብ መበል ዓስራይ ምዕራፍ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይቲ ብምዃን ተዓዊታ።
ንፍፃመ ምዕራፍ ውድድር ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ውድድር ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ ቀዳመይቲ…