ፌስቡክ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጋውሑ ጎንፂ ዝቕስቅሱ ናይ ፅልኢት ዘረባታት ክቆፃፀር ከምዘይከኣለ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ፌስቡክ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጋውሑ ጎንፂ ዝቕስቅሱ ናይ ፅልኢት ዘረባታት ክቆፃፀር ከምዘይከኣለ ወይ እውን ከምዘይደለየ ዝተገበረ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ።
ብፌስቡክ ዝጋውሑ ጎንፂ ዝቕስቅሱ ናይ ፅልኢት መልእኽቲታት ኣብ ሚያንማር ጅምላ ጭፍጨፋ ከምዘስዐቡን…