ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃመድ ንምርካብ ናብ ሞቃዲሾ ኣምሖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃመድ ንምርካብ ናብ ሞቃዲሾ ኣምሖም።
ኣብቲ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ በልፅግና ኣደም ፋራህ፣ሚኒስተር ገንዘብ ኣሕመድ…