ሰላም ንምዝራግ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዘኽእል ቁመናን ብቕዓትን ንርከብ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ንምዝራግ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዘኽእል ዘተኣማምን ቁመናን ብቕዓትን ንርከብ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ እዋናዊ ኩነታት…