ጣብያ መፅረዪ ፈሳሲ ቃሊቲ ኣብ መዓልቲ 100 ሽሕ ሜትር ኪዩቢክ ማይ እናፃረየ ምዃኑ በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣብያ መፅረዪ ፈሳሲ ቃሊቲ ኣብ መዓልቲ 100 ሽሕ ሜትር ኪዩቢክ ማይ እናፃረየ ምዃኑ በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ማናጀር ጣብያ መፅረዪ ፈሳሲ ቃሊቲ ሚስባህ ኤልያስ÷ እቲ መፃረዪ ቅድሚ ሕዚ ኣብ መዓልቲ 7 ሺሕን 500…