ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 166 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 166 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 169 ደቂ ኣንስትዮ እንትኾና፥ 133 ህፃናት ከምዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ማሕረሰብ ንኣፍሪካ ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ከጠማኽር ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima May 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ዓለም ለኸ ማሕረሰብ ንኣፍሪካ ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኸጣኽር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ኣብ ማላቦ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 15 ጉባኤ ሰብኣዊ ሓገዝን ቃል ኪዳንን…
ስፓርት ኣብ ዳሬ ሰላም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ትሕቲ 20ን 18 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም Gebremariam Weldegerima May 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዳሬ ሰላም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ትሕቲ 20ን 18 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ ዝተኻየዱ መኽፈቲ ውድድራት፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት 9 ወርቂ፣ ሓደ ብሪን ሓደ ነሓስን ሜዳሊያታት ኣኪቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ጉድለት ስነ-ምግባር ኣብ ዝተርኣየሎም ልዕሊ 18 ሺሕ ሰራሕተኛታት ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima May 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንህዝቢ ብግቡእ ዘየገልገሉን ጉድለት ስነ-ምግባር ኣብ ዝተርኣየሎምን ልዕሊ 18 ሺሕ ሰራሕተኛታት ስጉምቲ ተወሲዱ። ኣብ ልዕሊ እቶም ሰራሕተኛታት ቅፅዓት 20 ሚሊየን ብር ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ምምሕዳራዊ ስጉምቲታት ከምዝተወሰደሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዘ ዝነበረ ልዕሊ 5 ሺሕን 100 ተተኮስቲ ጠያይቲ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima May 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዘ ዝነበረ ልዕሊ 5 ሺሕን 100 ተተኮስቲ ጠያይቲ ከምዝተትሓዙ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግህምራን ፍሉይ ወረዳ ኣርጎባን ኣፍሊጡ። ምክትል ኮማንደር እቲ ቤት ፅሕፈት መሓመድ ባህሪታ ከምዝገለፁዎ፥ ካብ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያ ብንቕሓት ንምሕላው ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ኣብ ልዑል ደረጃ ምድላው ይርከብ – ሌ/ጀኔራል ይልማ መርዳሳ Gebremariam Weldegerima May 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያ ብንቕሓት ንምሕላው ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ኣብ ልዑል ደረጃ ምድላው ከምዝርከብ ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናልን ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። እቲ ሓይሊ ኣየር ብኤር ፖሊስ ዘሰልጠኖም ኣባላት ሰራዊት ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል 15 ጉባኤ ሰብኣዊ ሓገዝን ቃል ኪዳንን ሕብረት ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima May 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ኣብ መበል 15 ጉባኤ ሰብኣዊ ሓገዝን ቃል ኪዳንን ሕብረት ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ። ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዝሕብሮ፥ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ መኽፈቲ ጉባኤ ቀዳማዊት እመቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሓምለ ክሳብ መጀመርታ ወርሒ ግንቦት 72 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ ሐገዝ ናብ ትግራይ ተላኢኹ Gebremariam Weldegerima May 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት ካብ ሓምለ ክሳብ መጀመርታ ወርሒ ግንቦት 72 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ ሐገዝ ናብ ትግራይ ከምዝተጓዓዓዘ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ሰብኣዊ ሓገዝ ከይተኣጓጒለ ንኹጓዓዝ ዝጀመሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ምኽክር ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ ጎንፂታት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ርኡይ ታራ ኣለዎ – ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima May 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ምኽክር ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ ጎንፂታት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ርኡይ ታራ ኣለዎ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኪራ ስሚዝ ሲንድብጀርግ ገሊፀን። ኣምቫሳደር ኪራ ስሚዝ ሲንድብጀርግ፥ ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ፀገማት ብዘተ ንምፍታሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ፍሉይ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ፍሉይ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢኳቶሪያል ጊኒ ከተማ ማላቦ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ሰብኣዊ ሓገዝን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ክዛተ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ጉዳያት ግብረ ራዕዲን ሕገ-መንግስታዊ ብዘይዝኾነ…