ሃገር ክትፀን ንምግባር ዜጋታት ወለንታዊ ስራሕ ባህሊ ክገብሩ ይግባእ – ኣይተ ታዬ ደንዳኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ክትፀንዕ ትኽእል ብሰናይ ኣመለኻኽታ ስለዝኾነ ዜጋታት ወለንታዊ ስራሕ ባህሊ ክገብሩ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ታዬ ደንዳኣ ገሊፆም።
ኣይተ ታዬ ደንደኣ ኣብ ማሕበረሰብ ኣገልግሎት ወለንታውያን መናእሰይ ኣመለኪቶም ሎሚ መዓልቲ…