ምስ ምልሻታት ድባጤን በቂዶን ብምትሕብባር ተለኣኣኽቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኾኑ ሸፋቱ ከምዝደምሰሰ ኮማንድ ፖስት መተከል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ወረዳታት ድባጤን በቂዶን ዝርከቡ ኣባላት ምልሻ ምስ ሰራዊት ምክልኻል ብምትሕብባር ተለኣኣኽቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኾኑ ሸፋቱ ከምዝደምሰሰ ኮማንድ ፖስት መተከል ኣፍሊጡ።
ተወካሊ ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ኮማንድ ፖስት ብርጋዴር…