ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሰብኣዊ መሰል ሕብረት ኣውሮፓ ኢሞን ጊልሞር ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሰብኣዊ መሰል ሕብረት ኣውሮፓ ኢሞን ጊልሞር ተዛቲየን።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ መሰልን ተሓታትነትን ብዝምልከት ከመዝኾነ ተገሊፁ።
ብተወሳኺ ኣብ ኣቕርቦት ሰብኣዊ…