ዶክተር ሊያ ታደሰ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ሓዳሽ ምስ ዝተሸማ ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኢትዮጵያ ክላውዴ ጂቢዳር ተዛቲየን።
ዘተአን ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያ ጎንፂን ድርቂን ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታ ዝግበሩ ሰብ ኣዊ…