ፋውንደሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንኣባላቱ ኣብ ዘህነፆ ኣፓርትመንት መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕፃ ኣሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንደሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንኣባላቱ ኣብ ዘህነፆ ኣፓርትመንት መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕፃ ኣሳሊጡ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ሰራዊተን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን…