ማእኸላይ እዚ ኣብ ሉኣላውነት ኢትዮጵያ ንዝፍኖ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕ ምላሽ ንመሃብ ድሉው ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ እዚ ኣብ ሉኣላውነት ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ንዝፍንዉ ግብረ ራዕዳውያን ንምድምሳስ ኣብ ዘኽእሎ ቁመና ከምዝርከብ ተገሊፁ።
ማእኸላይ እዚ “ስልጠና ንዝሓሸ ኣፈፃፅማ ወፍሪ” ብዝብል መሪሕ ኣብ ዝተውሃበ ስልጠና ኣመራርሓ ብዝኾነ ይኹን ነገር…